
ሓገዝ ንሄለን ከምድሌተይ
Donation protected
This fundraiser is in support of my mother, Helen Sebuka, with the intent of offering the support she needs to regain health and stability.
ሄለን ዘይፈልጥ መቸም የለን
ሄለን ሓብትና ኣብ ከቢድ ናይ ጥዕና ጸገም ወዲቃ ከም ዘላ ኹሉ ንዓኣ ዝፈልጥ ኣብዚ ሚድያ ተዓዝብኩም ኣለኩም። ብናይ ህዝቢ ድልየት ሓገዝ ክፍጠር ኣለዎ ኢልኩም ብዙሓት
ተቃለስቲ ፈተውቲ መቅርብ ብዝሓተትኩምና መሰረት ኣዝዩ ዝድገፍ ሓሳብ እዩ ኢልና ድማ ንዕኣ ዝከውን መተኣካከቢ ሓገዝ ከፊትና ኣለና ።
ሰብ ኣብ ጸገሙ ጸግዒ ሞራል ብኩሉ ክሕገዝ ንቡር እዩ ።
ስለዚ የሕዋት ንሓፍትና ሄለን ካብዚ ዘላቶ ሕማም ክትፍወስ, ናብ ንቡር ሂወታ ክትምለስ ኩሉና ዓቅምና ዘፍቅዶ ሓገዝ ንግበር፡
ሄሉ ሓፍተይ ምሕረት የውርደልኪ. ነርወይ:-ምኪኤል ተስፋጋብር
004740100734
ስዊዝ:-የማነ ዩውሃንስ
0041762801182
ሆላንድ:-ወዲ ፎፎ
0031685649270
ሆላንድ :-ወዲ ሃይለ
00316872522716
ጀርመን:-ሮቢ ጎዳን
004915216892044
ኣሜሪካ:- ኤደን
7372021856
ኣሜሪካ :-ኣብርሃም
7138517603
ኣሜሪካ :-ሚካል ዳዊት
6824607156 ዘል መግበሪት ተለፎን
ካናዳ :-ስምረት ገብረመድህን
7804990463
Organizer
Mikal Dawit
Organizer
Houston, TX