Main fundraiser photo

Support for Mustofa Abdulelam Berih (ሓገዝ ን ሙስጦፋ ዓብዱሰላም በሪህ)

Donation protected
ናብ ኩሉ ኣህለል ኼር (ገበርቲ ሰናይ)
ኣስላም ዓለይኩም ወረሕመቱ ኣላህ ወበረካቱህ
ኩብራት ኣሕዋትን ኣሓትን ፤ ኣነ ሓውኩም ሙስጠፋ ዓብዱሰላም በሪህ ብዕለት 24/12/2021 ዓ ፈ ብዘጋጠመኒ ናይ መኪና ድንገታዊ ግጭት ምስ ሓደ ሰዑዲ ፤ ሳዕቤኑ ከኣ እቲ ምሳይ ዝተጋጨወ ሰብ ስለ ዝሞተ ጉዳዩ ናብ ቤት ፍርዲ ተማሓላሊፉ ንሰለስተ ዓመት ዝኣክል ኣብ ቤት ፍርዲ ክንማላለስ ድሕሪ ምጽናሕና፤ ሕጂ ቤት ፍርዲ ውሳኔኡ ኣመሓላሊፉ፤ ንሱ ከኣ ፤ ኣነ 50% ካብ ሚእቲ ዲያ (ጋር ነብሲ) ማለት 150,000 ሽሕ ስዑዲ ሪያል ወይ ድማ( $41,000 ሽሕ ዶላር) ክኸፍል ተፈሪደ።
እዚ ዝተጠቅሰ ገንዘብ ከኣ ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ ስለ ዝኾነ፤ ኩላትኩም ኩብራት ኣሕዋተይን ኣሓተይን ዓቅምኹም ዘፍቅዶ ሓገዝኩም ከተወፉዩለይ ብትሕትና እንዳ ሓተትኩ፤በቲ ትገብሩለይ ሓገዝ ከኣ ኣብ ሚዛን ሓሰናትኩም ክውዕል ኣቀዲመ ናብ ረቢ ዱዓ እንዳገበርኩ ምስጋናይ የመሓላልፈልኩም።

ካብ ሓውኹም
ሙስጠፋ ዓብዱሰላም በሪህ
ስዑዲ ዓረብ
Donate

Donations 

    Donate

    Organizer

    Anwar Arafa
    Organizer
    Dallas, TX

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee