Deki Tukul 2021
Donation protected
ናብ ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ትኹል: ናይ ቅዱስ ገብርኤል ቤተሰብ: ሰላም እግዚኣብሔር ምስ ኩልና ይኹን፡ እንቋዕ ናብ ቅንያት ቅዱስ ገብርኤል በዓል ብሰላም አብጽሐና:
ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን: ብጸጋ ኣምላኽን: ታቦት ቅዱስ ገብርኤልን ካብዚ ኣብ ዓለምና ተኸሲቱ ዘሎ ከቢድ ሕማማት ጥዕናኹም ተሓልዩ: ጽቡቕ ሂወት ትመርሑ ክትህልዉ ናይ ዘወትር ጸሎትናን ምኞትናን እዩ:
ክቡራት ኣሕዋት ዓመታዊ ንግደት ቅዱስ ገብርኤል እነሆ መዓልቱ ጸብጺቡ ከነኽብሮ ውሑዳት ቅንያት ተሪፍዎ ኣሎ: ኩልኹም ኣሕዋት ምእመናን ቅዱስ ገብርኤል ንኩነታትና ኣብ ግምት ብምእታው ከም እቲ ኩሉ ግዜ እንገብሮ ንገብርኤል ዓድና ሞባእ ኣብዚ ኣዳሊናዮ ዘለና Go Fund me ከነወፊ ብትሕትና ንሓትት:
ኣምላኽ በብዘለናዮ ምሕረቱን በረኸቱን ኣይፈለየና: ነዚ ቅዱስ ሞባእ ዝወፈኹም ኣምላኽ በረኸቱ የብዝሓልኩም:
ኣሕዋትኩም ደቂ ትኹል ኣሜሪካ

This is our annual fundraiser supporting st. Gebriel church in Tukul, Eritrea by the descendants of Tukul. We pray that you are well with your families during this global pandemic. It's unfortunate we can't gather and celebrate st. Gebriel due to the global pandemic, however we want to continue our support. Every penny adds up.
Thank you for continued support and may God continue to protect you during this difficult time.
Organizer
Senait Habte
Organizer
Seattle, WA