Let’s help our brother Tsegay Redie

Story

0% complete

£2,520 raised of 10K

Let’s help our brother Tsegay Redie

Donation protected
ሰላም እግዝአቤሔር ምሳኩም ይኩን አብ መላእ ዓለም ዘለኩም ገበርቲ ሰናይ እዚ ትርእይዎ ዘለኩም ሓዉና ጸጋይ ረድኢ ንብዙሕ ዓመታት ከምዚ ትርእይዎ ዘለኩም ብዘጋጠሞ ከቢድ ሕማም አብ ዓራት ክዉዕል ኮይኑ አሎ እዚ ከአ ዓቅሚ ንሕክምና ዝከዉን ገንዘብ ስለዘይ ረከበ ኢዩ እሞ ብፍላይ መታዓቢቱ ኣሕዋት ደቂ ዛግር ከምኡዉን ቤት ትምህርቲ ተኮር ንኡስ ዞባ ሰረጀቃ ዝነበርኩም መማህርቱ ትፈልጥዎ ዝካአለኩም ብሓፈሻ ኩሉኩም ገበርቲ ሰናይ ሓጉዙኒ ጥዕናይ ናብ ንቡር ክምለስ ይብለና አሎ ሓዉና ጸጋይ ናብ ኩሉ ክበጽሕ ሸር ንግበሮ ንትገብርዎ ሓገዛት እግዚአብሔር ብሰመይ ቤቱ ይጻሓፈልኩም ንዝያዳ ሓበሬታ ብቁጽሪ ቴሌ ናይ ጸጋይ ወይ ናይ ዮሴፍ ዝብላ ደዊልኩም ክትሓቱ ትክእሉ ኢኩም የቀንየለይ

Organizer and beneficiary

Meron Tesfay
Organizer
England
Abraham Arefaine
Beneficiary
  • Family
  • Donation protected

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee