Main fundraiser photo

KENDELSAT ኤርትራዊያን ኣምሓርኛ ፕሮግራም

Donation protected
KENDELSAT ንቐንዴል ናብ ሳተላይት
ከም ኩልግዜ ትሓቱና ቀንዴል ቲዩብን ቡያ ሚዲያን ንምስፋሕ ብዙሕ ጻዕርታት ከነካይድ ጸኒሕናን ኣሎናን። ኩሉ ንገብሮ ካብ ጁባና ስለዝኾነ ድማ ካብ ኣቕምና ወጻኢ ድማ ስለስኾነ ሓገዝኩም ሓቲትና ካብቲ ዘለናዮ ንላዕሊ ምስፋሕ ስለዝደለናን ሓገዝ ናይ ኤርትራዊያን የሕዋትና ስለዝደለና ኩሉ ፈታዊናን ቤተሰብ ናይዘን ቻናላት ዝኾነን ከይኮነን ክትሕግዙና ብኽብሪ ንሓተከም። ብፍላይ Kendel tube ብኣምሓርኛ ነቕርቦ መደብ ብዙሕ ኣብ ኢትዮጵያ ተሰማኢት ምስቲ ምዃና ናይ ኤርትራዊያን ድምጺ ብኣምሓርኛ ነስማዓሉ ቻናልኩም ስለዝኾነት ኣበርቲኢና ክንሰርሕ ድልዋት ኢና። እዚ ግዜ ሚዲያ ኣዚዩ ወሳኒ ተራ ዝጻወተሉ ግዜ እዩ። ሓቂ ኣብ ኢድና ኣሎ ግና ኣይተዛረብናሉን ክንዛረብን ኣብ ነፍስ-ወከፍ ኢትዮጵያዊ ክንኣቱ ድማ ሳተላይት እቲ እንኮ ኣማራጺ እዩ ስለዚ ሓገዝኩም ኣይፈለየና ብምባል ክንሓተኩም ንፈቱ። ኣብ ኣሜሪካ ትነብሩ ድማ ብዜል ኣካውንት እንተሓገዝኩምና ዝበለጽ ይኸውን ZELL ACCOUNT [phone redacted]

ኣዳላዊ መደብ ዳዊት ገብረእግዚኣብሔር
Donate

Donations 

    Donate

    Organizer

    Dawit Gebregziabher
    Organizer
    Calgary, AB

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee