A needy family
Peace of the Lord be with you all. I suppose most of us have seen the post In Facebook this week.My lord it’s very sad and hard to see people are suffering to this extend. So I ask each and everyone of you to contribute what we can. We might not know the person personally, but
the Bible says
Prov 19:17
He who has pity on the poor lends to Yahweh; He will reward him.
ምሳሌ 19 17፤ እቲ ንድኻ ዚርሕርሓሉ ንእግዚኣብሄር የለቅሖ፡ ንሱውን ንሰናይ ግብሪ ኺፈድዮ እዩ
ኣነ ኣወጣሽ ወልደስላሰ ዝተባሃልኩ ተቀማጢት ኣውጋሮ ኣደ ሰለስተ ሑሙማት ባዕለይ ላዕልን ታሕትን ፍቖዶ በረካ ከርተት እንዳበልኩ ጸኒሐ ሕጂ ግን ጥዕና ስኢነ ዝነብረሉ ዝነበርኩ ኣርባዕተ ኣጉደይ ፈሪሱኒ ኣብ ዳስ ኣለኹ ስለዚ የሕዋተይን፡ ደቀይን ሓግዙኒ ናብራ ተሪራትኒ። እዞም ሰለስተ ሕሙማት ደቀይ ኣስማቶም ፍረወይኒ፡ ኣርሴማ፡ ሚኪኤለ ይበሃሉ ዘክታማት ኣላይ የብሎምን ባዕለይ ኣላይቶም ኣወጣሽ ወልደስላሰ፡
May the Lord bless you and fill all your needs according his will.
yours in Christ
samrawit

Organizer
Yemane Samrawit
Organizer
Stavanger