ሓገዝ ንብናይ ኩሊት ሕማም ትሳቐ ዘላ ሓፍትና ቤትኤል ጊላይ

ሓገዝ ንብናይ ኩሊት ሕማም  ትሳቐ ዘላ ሓፍትና ቤትኤል ጊላይ campaign photo, 1 of 3ሓገዝ ንብናይ ኩሊት ሕማም  ትሳቐ ዘላ ሓፍትና ቤትኤል ጊላይ campaign photo, 1 of 3

  • Profile photo of Ermias Tadesse
80 donors
Fundraiser’s main image
0% complete

kr 74,150 raised of kr 500K NOK

‌

ሓገዝ ንብናይ ኩሊት ሕማም ትሳቐ ዘላ ሓፍትና ቤትኤል ጊላይ

ሓገዝ ንብናይ ኩሊት ሕማም ትሳቐ ዘላ ሓፍትና ቤትኤል ጊላይ

0% complete

kr 74,150 raised of kr 500K NOK

80 donations
Donation protected
ብመጀርያ ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልኹም ይኹን::
ብምቅጻል ኣነ የማነ ቀሺ ተ/ማርያም ዝተባሃልኩ ኣብ ከተማ ኣሰመራ ም/ሕዳር ጎዳይፍ ዝነብር ዘለኩ ባዓልቲ ቤተይ ቤቲኤል ጊላይ በርሀ ዝተባህለት ኣብ'ዚ ሕጂ ሳዓት ኣብ ሃገረ ቱርኪ ብ ናይ ኮላሊት ጸገም ማለት ክልቲኤን ኮላሊታ ካብ ስራሕ ወጻኢ ስለ ዝኮና ብከቢድ ሕማምን ቃንዛን ትሳቀ ስለ ዘላ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም የሕዋተይ ኣሓተይን ነዛ ኣደ ሓሙሽተ ደቀይ ባዓልቲ ቤተይ መተካእታ ኮላሊት ረኪባ ኣደ ደቃ ክትከዉን ስለ እትእል እቲ ተባሂልናዮ ዘለና መጠን ገንዘብ ካኣ ልዕሊ ዕቅምና ስለ ዝኮነ ዓዓቅምኩም ክትሕጉዝኒ ብሽም ፈጣሪ ይልምነኩም ኣለኩ ንትገብሩለይ ሓገዝ ሓልዮት ጾሎትን ኣቀዲመ የመስግነኩም share copy link እውን ዓባይ ሓገዝ እያ'ሞ ብዝተካእለና መጠን share ንበሎ::
ፈጣሪ ትደልዩዎ ዘበለ ይሃብኩም ካብ ኩፉእ ዝበለ ይሓልኩም። የቀንየለይ

Donate

‌
‌‌
‌
‌‌
‌
‌‌
‌
‌‌
‌
‌‌

Organizer

Haben Ghiloi
Organizer
Lillehammer
  • Family
  • Donation protected

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee