Main fundraiser photo

Emergency Recovery Fund for Refugees in Sudan

Donation protected
As of December 2nd, over 46,000 men, women, and children from all parts of Tigray have been displaced from their homes and families by the current conflict happening in Northern parts of Ethiopia. With women and children making up over 50% of all refugees that have fled to Sudan. With this number only increasing and very limited humanitarian aid and resources, it is up to all of us to provide aid as soon as possible. 

Sources in Sudan have confirmed that women are delivering babies at a high rate with inadequate care, little to no hygiene products and without the necessary sanitary supplies to facilitate a safe child birth. Mothers, newborns, young women and children are also deprived of basic needs including diapers, menstural products, and clothing.

On December 6th, NextGenTegaru, a group of young diaspora tegaru along with many other members of the DMV community held a clothing drive where we collected donations from throughout the Dc, Maryland and Virginia. We collected new and used clothes, medicine, PPE, first aid, hygiene products, diapers, and much more to send to the refugees in Sudan. 

Although the event was amazing and the overwhelming support we received was unquestionable,  we received three times more donations than we expected, meaning we have to raise the funds to ship out the items. As a group we are currently aiming to fundraise money to send aid directly to the refugees and a small portion of the donations will be used in order to send the emergency items that we have collected such as First Aid Kits, Masks, Gloves, PPE,  Women's reproductive health and hygiene products, baby items such as diapers, wipes and formula, and clothing items for children. Shipping is extremely expensive and we ask that everyone helps us on our collective mission to bring the necessary aid to our refugees in Sudan! Every dollar helps! በጃኹም ብዝተኸኣለኩም መጠን እንዳለገስኩም ናብ ካልኦት ሰባት እውን ክመሓላለፍ ግበሩ ብ ታሕሳስ 2, 2020 (December 2nd) ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ ምግርጫው (ባእሲ) ካብ ሙሉእ ትግራይ ልዕሊ 46,000 ደቂ ተባዕትዮ ፣ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ካብ ቤተሰቦም ክፍለዩን ካብ መረበቶም ክፈናቐሉ (ክስደዱን) ተገዲዶም እዮም:: ካብቶም ናብ ሱዳን ዝተፈናቐሉ (ዝተሰደዱ) ልዕሊ 50% ድማ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን እዮም:: እቲ ዓቀን ሰብኣዊ ሓገዝ መጠን ዘለዎ ብምኳኑ ጥራሕ ድማ ናይ ስደተኛ ቁፅሪ እንዳወሰኸ ይርከብ:: በዚ ምክንያት ድማ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ሓገዝ ናይ ምቕራብ ናትና እጃም ይከውን:: ምንጭታት ሱዳን ከም ዝሓበርዎ ቑፅሪ ዝሓርሳ ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ ዝለዓለ ምኻኑን ሕርሰን ድማ ብሕፅረት ክንክን ዝተዓጀበ ምኻኑን ኣረጋጊፁ። ሕፅረት ናይ ፅሬት ኣቑሕትን ሕፅረት ኣቕርቦት ኣድለይቲ ኣቑሑታትን ከምዘሎ ጥዕንኡ ዝተሓለወ ቆልዓ ንምውላድ ከምዘፀግምን ኣረጋጊፆም። ከምኡ እውን ኣዴታት፣ ሓደሽቲ ዝተወለዱ ዕሸላት፣ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ተጠቃዕቲ ሕፅረት መሰረታዊ ነገራት (ሽንቲ ጨርቂታት (diapers) ፣ ክዳውንቲን ናይ ደቂ ኣንስትዮ ፅርየት መሐለዊ ነገራትን) ምኻኖም ኣረጋጊፆም። ብ ታሕሳስ 6 (December 6th), NextGenTegaru -- ማሕበር ወጣት ድያስፖራታት ተጋሩ ምስ ካልኦት ብዙሓት ኣባላት ማሕበረሰብ DMV ብምኻን ካብ ካባብታት DC ፣ Maryland ፣ Virginia ናይ ክዳውንቲ ምትእክካብ ሓገዝ ኣካይድና። ኣብ ሱዳን ንዝርከቡ ስደተኛታት ዝለኣኩ ዝኣረጉን(ጥቃምን) ሓደሽቲ ክዳውንትን፣ መድሓኒት፣ ውልቃዊ መከላኸልቲ ኣቑሑታት፣ ናይ ፅርየት ኣቑሑ፣ ዳይፐራትን ካልኦት ኣድለይቲ ነገራትን ሰባሲብና ንርከብ። ዋላ ደኣ እኳ እቲ ናይ ሓገዝ ምስብሳብ ከይዲ ብጣዕሚ መድከሚ ይንበር እምበር እቲ ዝመፀ ሓገዝ ግን ካብቲ ክንእክቦ ኢና ኢልና ዝተፀበናዮ ንላዕሊ ሰለስተ ዕፅፊ ኢና ክነሰባስብ ክኢልና። እዚ ማለት ድማ ንዕዑ መስደዲ ዝኸውን ገንዘብ ክንውስኸሉ ኣለና። ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ከም ሓደ ጉጅለ ዕላማና ናብቶም ዝተፈናቀሉ ሓገዝ መስደዲ ዝኸውን ገንዘብ ምስብሳብ እዩ። ካብቲ ዝተለገሰ ንእሽተይ ገንዘብ ድማ ንህፁፅ ኣድለይቲ ነገራት ከምኒ ቀዳማይ ረድኤት ሓገዝ፣ መሸፈኒ ኣፍ (mask) ፣ ጏንቲ (gloves) ፣ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ውልቃዊ መከላኸልቲ ኣቑሑታት ፣ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ናይ ፅሬትን ጥዕናን መሐለዊ ናውትታት፣ ናይ ህፃናት/ዕሸላት ኣቑሑት ከም ናይ ሽንቲ ጨርቂታት (diaper) ፣ wipes ፣ ምግቢ ፣ ቆልዑ ዝኽደንዎን ዝመሳሰሉ ነገራትን ንመስደዲ ንጥቀመሉ እዩ ክኾን። ኣብቲ ናይ ሓባር ተልእኮና ማለት እውን ነቶም ኣብ ሱዳን ዘለው ዝተፈናቐሉ ኣሕዋትና ዝኾኑ ኣድለይቲ ነገራት ንምስዳድ ክባር ስለዝኾነ ብዝተኽኣለኩም ክትሕግዙና ብትሕትና ንሓትት። ዋላ ሓንቲ ዶላር እውን ዋጋ ኣለዋ።



Donations 

  • Catherine Brown
    • $100
    • 6 mos
  • Anonymous
    • $5
    • 2 yrs
  • Delina Abraha
    • $15
    • 2 yrs
  • Kalista Armstrong
    • $18
    • 2 yrs
  • Anonymous
    • $20
    • 2 yrs

Organizer

Betel Gebremedhin
Organizer
Baltimore, MD

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee