
ሓገዝ ንስድራ እዛ ህጻን።
Donation protected
ሰላም እግዛቢሄር ምሳኹም ይኹን ይሕዋት, ምሉእ ስማ እዛ ህጻን ኤልዳና ብርሃነ ኮይኑ, ክልተ ይሕዋታ ኣብ እሱርቤት ኮዬኖም ከምኡ ውን ኣቦኣን ኣዲኣን ብሕማም ዓራት ካብ ዝሕዙ ነዊሕ ብምግባሮም ናቱ ከይኣክል ከኣ ንሳ ናይ እዝኒ ጸገም ኣለዋ። ዝተሓተትዎ መሐከሚ መጠን ገንዘብ ናታን ናይ ስድረኣን ንወጻኢ ሃገር ድማ ልዕሊ ዓቅሞም ስለ ዝኾነ ይሕዋት ዓቅምኹም ንክትሕግዝዋ ብስም እግዛብሄር ንምሕጸነኩም።
Organizer
Eiefson Birhane
Organizer