
ሓገዝ ንኣፈውርቂ ሓጎስ ብርሃነ
Donation protected
ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም እትርከቡ ኣሕዋተይ፣ ሰላምታይ ይብጻሕኩም፣ ሰላምን ጥዕናን እና ተመነኹ፣ ኣነ ሓውኩም ኣፈውርቂ ሓጎስ ብርሃነ ዝተብሃልኩ ተወሊደ ዝዓበኹሉ ዓዲ ሑጻ ሞዝባ ኣብዚ ሕጂ እዋን ዝቅመትሉ ዝነበርኩ ደንበ ዶራን ዞባ ጋሽ ባርካ ንኡስ ዞባ ሞልቂ ኮይኑ ኣነ ሓውኹም ኣብዚ እዋን ኣብ ሊብያ ብመሪር ስቃይን ማህረምትን እናተገረፍኩ ይርከብ።
ዝተሓተትክዎ መጠን ገንዘብ $7000 ዶላር ኢዩ ስድራይ ከኣ ማርያም ትሃብኩም አና በሉ 15000 ናቅፋ ኣዋህሊሎሙለይ ኣለዉ ሕጂ ከእ ተሪፉኒ ዘሎ $6000 ዶላር ንስድራይ ልዕሊ ዓቅሞም ኮይኑዎም። ክቡራት ኣሕዋተይ ህይወተይ ኣድሑነኒ ኩልኹም ብሐበራ ደቂ ዓደይ ገብረቲ ሰናይ ኩልኹም ኣብ ኣፍ ሞት ይረከብ ኣለኩ። ዘዝዓቅምኹም ከትሕግዙኒ ብሰም ኣምለክ ይምሕጸነኩም ሕጂ ዘልተኒ ፯ ሸወዓታ ማዕለቲ ጥረይ እየን በጃኹም ኣሕውተይ ካብዚ ዘለኩዋ ስቃይ ንክወጸእ ኣብ ትሕቲ ፍጣሪ ሓገዝኩም ይሓትት ኣለኹ ዘውጽእኽሞ ኣምለክ ይተክኣልኩም።
Afewreki hagos bota Libya
Organizer
Natnael Ghilazghi
Organizer
England