- A
- Y
ሰላም ናይ ኣምላኽ ምስ ኩላትኩም ክከውን አንዳ ተመነና ሓፍቲ ኩላትና ብዝክትምና ካብ ጋል 6 ወርሒ ኣብ ጎድይፍ አንዳ ኦርፋን ፡ ካብ'ኡ ቐጺላ ኣብ ሕንብርቲ መዕበዪ ዘክታማት ዝዓበየት ፡ ስድራ ይኩን ኣሕዋት ዘመድ ዘይብላ ዮርሳሌም ።
ሓብቲ ኩላትና አያ አሞ ኣብ ሊብያ ብዘሰቅቕ ግፍዒ ሓገዝና ትጽበ ኣላ በጃኩም ኣሕዋት ንኩና ።
ንበረከት ክኮነና ካብዛ ዘላታ ኣፍ ሞት ነውጻያ
Organizer
Yohana Goitom
Organizer




