- T
- R
- E
ኣነ ምሕረተኣብ ተስፋይ ዝተበሃልኩ በዓልቲ ቤተይ ፍረወይኒ በላይ፡ ወድና ራኢ ወዲ 8 ዓመት ዝተወልደሉ ኣስመራ መበቆል ዓዲ ዓዲ - ሑርባ መራጉዝ ንኡስ ዞባ እምነ ሓይሊ ብከቢድ ሓሚሙና ኣብ ኣስመራ ክንክን ክገብር ድሕሪ ምጽናሕ ህጂ ድሕሪ 5 ግዜ መጥባሕቲ ብህጹጽ ንደገ ወጽዩ ክሕከም ስለ ዝተበሃልና ኣብ ደገ ከነሐክሞ ድማ ዓቅሚ ስለ ዝሓጸረና ብ ዓቅምኩም ክትሕግዙና ንምሕጸነኩም ። ብዙሕ ሓላፍነትን ጸገማትን ከም ዘለኩም ይርደኣና እዩ፡ እንተኮነ ንሕና ክሳብ ሕጂ በተን ዝነበራና ዓቅሚ ክነሐክሞ ድሕሪ ምጽናሕና ሕጂ ግን አዚ ተባሂሉ ዘሎ ብዝሒ ገንዘብ ልዕሊ ኣቅምና ኮይንና ። ን ትገብሩልና ሓገዝ ብ ሙሉእ ልብና ነመስግን።
በዘን ዝሰዕባ ተሌፎን ክትረክቡና ይከኣል እዩ።
ምሕረተኣብ ተስፋይ - 07240058
ዮናስ ኢሳቕ - 004915218164340
ካብ ስድራቤት ራኢ።

