
Fundraising
0% complete
$2,463 raised of $25K
29 donations
ኣነ ማሕሙድ መሓመድ ሓቦና ዝተባሃልኩ ኣባል ክፍለ ሰራዊት 11 5ይ ዙርያ ኮይነ፡ በዓል ሓዳርን ኣቦ ሰለስተ ትሕቲ ዕድመ ውሉዳት ዝኾንኩ፡ ኣብ ክሳደይ ሕማም መንሽሮ (ካንሰር) ስለዝወጸትኒ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገር ክሕከም ስለዝተሓበረኒ፡ ክፍሊቱ ካብ ዓቕመይ ንላኦሊ ስለ ዝኾነኒ ኣሕዋት፡ ኣሓት፡ ፈተውቲ ከምኡውን ግዱሳት ዜጋታት ካብ ዘለኽዎ ስቓይን፡ ህይወተይ ኣብ ምድሓን፡ ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓትት።
ብቐጥታ ክትረኽቡኒ ምስትደልዩ ቁጽሪ ቴለፎነይ፡
07463536 // 0742400
Organizer and beneficiary
Yodit Gebreeyesus
Beneficiary


