ሓገዝ ንስድራቤት ስፓርተኛ ብርሃነ ተኪኤ (ጁሩ)
Donation protected
ጻውዒት ሓገዝ ናብ ኩልኹም ኤርትራውያን የሕዋት
ሓውና ገዲም ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ብርሃነ ተኪኤ (ጅሩ) ኣቦ ሓሙሽተ ቆልዑ ኢዩ። ካብዞም ሓሙሽተ እቶም ሰለስተ ደቁ ብዘጋጠሞም ሕማም ኣብ ከቢድ ጸገም ይርከቡ። እዞም ሰለስተ ደቁ ብእግሮም ክኸዱ ኣይክእሉን፡ ምሉእ ብምሉእ ድማ ብስድራቤት ኢዮም ዝእለዩ፡ ኩሎም ትሕቲ 10 ዓመት ዝዕድሚኦም ዕሸላት ኢዮም። ስለ’ዚ ኩልና በብዓቕምና ሓገዝና ነበርክት። እቲ ዝዋጻእ ገንዘብ ንሕክምናን ነዞም ቆልዑ ንምሕጋዝን ዝውዕል ኢዩ። ንዝያዳ ሓበሬታ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዝርከብ ቪድዮ ተመልከቱ። የቐንየልና!!
https://www.youtube.com/watch?v=T1-Fk9O7HWg
ንዝያዳ ሓበሬታ፡
1. ንሙልጌታ በየን (ኣሜሪካ፡ +1-206-396-6418)
2. ንዮሴፍ ኣብርሃ (ካናዳ፡ 1-403-860-9011)
ክትውከሱ ትኽእሉ።

Organizer and beneficiary
MULUGETA GEBRESELASSIE
Organizer
Seattle, WA
MICHAEL GEBRESLASSIE
Beneficiary