Main fundraiser photo

ሓገዝ ንሓብትና ራሄል ዮሃንስ፤ ብምኽንያት ናይ ምጥላም ገንዘብ ዝወረዳ ሳዕቤን

Donation protected
ካብ ቓላታ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ

https://youtu.be/ewjwpIfmEcw

ራሄል ዮውሃንስ ትብሃል  ኣብ ሃገረ ሱዕዲ ዓረብ ኢያ ትቕመጥ ኣቡኣን ሰብኣያን ሱውኣት ኢዮም። እንተኾነ ቆልዑት ደቂ ስውኣት ስለ ዘለውዋ ን ደቃ ከተዕቢ ኣብ ሃገረ ሱዕዲ ዓረብ ተሰዲዳ ሲምንቶ እንዳማታ እንዳ ፋሕፍሐት እንዳ ሰረሐት ትነብር ነይራን ኣላን።

        ራሄል  ትብል ሓደ ካብዞም ኣብ ፌስቡክ ፍሉጥ ዝኾነ ስሙ ሞኮነን ከበደ ዝብሃል ብ ኣጋጣሚ ኮይኑ ኣብ ፌስቡክ ንላለ'ሞ ድሕሪ ብዙሕ ዕላልን ቻት ምጽሕሓፍ ምግባርን ናብ ፍቕሪ ከም ዝወደቑ ይፈትወኪ ኢየ ከም ዝበላን ንሳ ውን ከምኡ ድሕሪ እዚ ኩሉ ናብ ኣሜሪካ ን ኸምጽኣ መደብ ወይ process ከም ዝገብረላን እንተኾነ ግን ተማሃራይ ስለ ዝኾንኩ ስራሕ ይሰርሕ ስለ ዘየለኹ ነቲ case ን መሳለጢ ዝኸውን ኣብ ባንኪ ዝርአ ገንዘብ ክትሰደሉ ከም ዝሓተታ ትጠቅስ።

      ራሄል  ትብል ብዙሕ ናይ ፍቕራዊ ጽሑፍን ምድውዋልን ስእሊ ምስዳድን ዳርጋ ምዓልታዊ ንገብሮ ዝነበርና ስለ ዝኾነ ፍቑራት ምዃና ነብሰይ ስለ ዘእመንኩዋ ከምቲ ብቃላቱ ፍቕሪ ዝልግሰለይ ዝነበረ ወሲደ process ናይ መርዓ ንኽገብረለይ ዝሓተተኒ ገንዘብ ኣጠራቒመ ካብ ሰባት መሊአ ብ western union ልዕሊ 42 ሽሕ ርያል ወይ ልዕሊ 11 ሽሕ ዶላር ናብ ኣመሪካ ከም ዝልኣኸትሉ ትሕብር።

     ድሕሪ'ዚ ምሳይ ክብኣስ ብምፍታን ቴለፎናት ብምዕጻውን ነዴኺ ማይ ውረድላ ክብለኒ ጀመረ እሞ ኣብ ኣመሪካ ብ ዝርከቡ ቤተሰብ ገይረ ብ  ሽማግለ ክረኽቦ ወሲነ ን ሓደ ሓውና ከምዚ ክብል ናይ ብድዐ ቃላት መሊሱሉ ትብል : ኣነ ሰበይቲ ሽፍታ ዶ ስውእ ዶ ትመስለኒ ኣይነበረትን ስለዚ ምስኣ ወዲአ ኢየ ብኣ ክትዛረቡኒ ኣይዱልየኩምን ብምባል ኮግባዕባዓሎም ጀመረ።

      ራሄል  ትብል ድሒረ ብሰበሰብ ከም ዝበጻሕኩዎ ንዓይ ጥራይ ዘይኮነ ንኽልተ ካልኦት ውን ብ ተማሳሳሊ ኣብ ዓዲ ዓረብ  ዝነብራ ከም ናተይ ይፈትወክን ኢየ ክወስደክን ኢየ ብምባል ገንዘበን ቁማር ከም ዝበለን ግዳይ ከም ዝኾናን ዝበጻሓቶ ሓበሬታ ከም ዘሎን ነተን ሰባት ውን ከም ዝፈለጠተን ትዛረብ።

      ሓፍትና ትብል እዚ ሰብ ኣብ ኣሜሪካ ኮይኑ ካብቶም ኣብ Facebook ብዙሕ ተፈላጥነት ዘለዎ ኢዩ ውን ትብል : ወሲኻ ኩሉ document ን ጸሓሓፎ ዝነበርና ብ screenshot ከምኡ ውን ገንዘብ ዝሰደድኩሉ ናይ western union receipts ብ ስሙ ዝሰደድኩሉን ከም ጭብጥታት ኣለኒ ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ብፍላይ ጓል ኣንስተይቲ ገንዘብ ብ ከመይ  ተምጽኦ ዝስሕቶ ሰብ ኣሎ ኣይብልን ብሰንኪ እዚ ዝኣተወኒ ሰለሎ ሞራለይ ተሰይሩ ክሓስብን ክሰርሕን ኣይክእልን ሕማምን ጓህን ኮይነ ናይ ብዝሒ ደምን ሽኮርያን ድኻም ልብን ተጠቃዒት ኮይነ ዓዲ ውዕል ኮይነ እንዳ ነባዕኩ ይነብር ኣለኹ ትብል ብ ተወሳኺ ኣብ ሱዕድያ ዝተገብረላ ሕክምና ልዕሊ 30 ሽሕ ዕዳ ተሰካሚት ድሕሪ ምዃን ዕድኣ ከይከፈለት ክትወጽእ ከምዘይትኽእል ፍሉጥ ኢዩ ስለዚ morally and financially ሓገዝ ክንገብረላ ሕልናና ብዝፈቐዶ ዝዓቕምና ንሓቕምና ንሓግዛ። ንዝያዳ ሓበሬታ ቪድዮ ተኸታተሉ።

ካብ ቓላታ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ

https://youtu.be/ewjwpIfmEcw
Donate

Donations 

    Donate

    Organizer

    Beniel Ghirmai
    Organizer
    Indianapolis, IN

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee