
Medical support
Donation protected
ኣነ ሙሉጌታ ውልደገርግሽ ዝተብሃልኩ ኣባል 8ይ ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ነበር ኮይነ፡ ብሰንኪ ዘለኒ ጥዕኛዊ ጸገማት ሓገዝ ካብ ህዝበይ ይሓትት ስለዘለኹን ሃገረይ ክምለስ ውን ወዲኤዮ ስለዝኾንኩን ኩሉኹም ግዱሳት ክትተሓባበሩኒ ብኽብሪ ይሓትት። ንዝተገብረለይ ሓገዝ ኣቀዲመ የመስግን።
Organizer
Mulugeta Abay
Organizer
Boston, MA