
Help ሓገዝ ንመግዝኢ ህንጻ ቤ-ክ ደብረ ሲና ማርያም Newcastle UK
In the name of the Father the Son the Holy Spirit one God Amen
Please help the Eritrean Christian community to have a home away from home.
It may be easy to understand what is being a homeless means. We all have shelter but when it comes to a place to worship, the Eritrean Orthodox Community have been homeless. Your help to give the community a pace is highly appreciated.
DEBRESINA MARIYAM ERITREAN ORTHODOX CHRISTIAN COMMUNITY CHURCH (EOTCCC) in North East of the UK has been established well before 2006, the congregation has been growing spiritually as well as in number, the congregation has been looking for a proper place of worship but had been difficult to find one.
Most of the members are Eritrean Refugees and asylum seekers.
God’s will, this opportunity has came and we feel blessed and joyful when we are chosen as a preferred purchaser and is in the process of purchasing the above Church Building that is expected to be a space to bring everyone together spiritually.
The church is a house of God note
Every little donation helps.
Thank you in advance for your contribution it means so much to the congregation
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ
ኣነ ኣብ ማእከሎም ክነብር መቕደስ ግበሩለይ ዘጸ25፡10
ደብረሲና ማርያም ኣብ Newcastle UK ካብ 2006 ዓም ብ ውሕድት ሰባት እተጀመረት ፍቅርን ስኒትን ዝመለልያ ካብ ማህበት ናብ ቤተክርስትያን ኣብ ዚ ዓመት ከም እተሰጋገረት ዝዝከር ኮይኑ መሕደሪ ታቦት ናትና ንብሎ ሕንጻ ቤተ ክርስቲያን ክህልወና ግቡእ እኳ እንተኾነ ክርከብ ኣይተኻእለን ኔሩ ፥ ሕጂ ግና እታ ዓመት መጸ ወርሒ ሰነ ነዊሕ መገዲ እናተጉዓዝኹም ዝለመንኩማ ማርያም ደብረሲና ብጸሎትኩም ሰሚዓትና እኹል ዝዀነ ሕንጻ ቤተ ክርስቲያን ፥ ካልኣይ ግዜ ከምዚ ዝኣመሰለ ሕንጻ ብፍጹም ክርከብ ጸቢብ ዝዀነ ፥ ሰፊሕ ሕንጻ ምስ ብዙሕ ኣዳራሻቱ ንውልድ ወለዶ ዝመሓላለፍ ክብረ ንኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ዝህብ ብሓቂ ንመሸጣ ብ £550,000.00 ተሰማሚእና ::
ምስቲ ዋሕዲ ህዝብና ዘሎና ኣብዚ ዘሎ ኣቅሙ ነጊፉ ትሕዝቶ ገንዘብ ድማ ክሳዕ 200 ሽሕ ዝበጽሕ ብምዃኑ ፥
እዚ ዝኣመሰለ ሕንጻ ከየምልጠና ዓቕምዂም ዘበለ ክትሕግዙና ዝተረኽበ ዕድል ከየምልጠና ዝዀነ ኣብዚ ሓጺር ግዜ ሓገዝኲም ኣይፈለየና ንብል ኣቐዲምና ንዝግበረልና ምትሕብባር ድማ ነመስግን።
ኣብ ዜና 7፡15 ኣብዛ ቦታ ዝጽለ ጸሎት ኣዕይንተይ ክኸፈታ ኣእዛነይውን ጽን ክብላ እየን ከምዝበለና ጸሎትና ዝስምዓሉ ኣዕይንቲ እግዚአብሔር ንምሕረት ናባና ዝጥምታሉ ስፍራ ቅዱስ ዝተሓርየ ከምዝዀነ ንዕኡ ከነምልኽ ፥ “ነዛ ቤተ መቅደስ እዚኣ ሕዝበይ ንዘልዓለም ኣብኣ ኼምልኹኒ ኃርየያን ቀዲሰያን ኣሎኹ ኣነ ኸኣ ኲሉ ጊዜ ኽሕልዋን ክሓልየላን እየ 2ይ ዜና7፡16 ኢሉ ኪዳን ዝኣተወላ ቤተ መቕደስ ንምሕናጽ ዕላማ ዝገበረ ሓገዝ እዩ እሞ ክቡራን ሕዝበ ክርስቲያን ፡ ደብረ ሲና ቅድስት ማርያም ኲልና በረኸት እንቅበለላ ናይ ኲልና ደብሪ እያ እሞ ዓቕምና ነበርክት
ናይ እግዚአብሔር ጸጋ ናይ ድንግል ማርያም ጸሎት ምስ ኲልና ይዂን አሜን።
Co-organizers (7)

Debresina Mariam St Mary
Organizer
England
Debresina Mariyam Eritrean Orthodox Christian Community Church
Beneficiary

Mulubrhan Bahta ኢንጂነር
Co-organizer
Yonatan Berhane
Co-organizer
Asmeron Yemane
Co-organizer
Ke Simon ARAYA
Co-organizer