Urgent help to save the life of Samuel Haile

11 donors
0% complete

£382 raised of £9K

Urgent help to save the life of Samuel Haile

Donation protected

ህጹጽ ሓገዝ ሂወት ሳሚኤል ሃይለ (ወዲ ሃይለ)ንምድሓን ብስም ማርያም ዓዲዃላ ንምሕጸነኩም
ሰላም ኣብ ምሉእ ዓለም ትርከቡ ኣሕዋትን ኣሓትን ገበርቲ ሰናይ ማሕበራትን ብፍላይ ከኣ ደቂ ዓዲ ዃላን ከባቢኣን ፥እዚ ኣብ ታሕቲ ትሪእዎ ዘለኹም ሳሚኤል ሃይለ ጠዓመ ይበሃል ፥ስም ኣደ (ሰለማዊት ተኽለብርሃን)ዕደመ 21 ኣብ ዓዲ ዃላ ማይላፎ ከባቢ መስጊድ ተወሊዱ ዓብዩ ፥ኣብ ኣዲስ ኣባባ ዓመትን ሸውዓተ ወርሕን ምስ ሰለስተ ኣሕዋቱ ብዘይ ኣላይን ሓጋዝን ይነብር ነይሩ ፥ስድራቤቱ ከየማኸረ ኣብ ሊብያ ተታሒዙ 9000$ ዶላር ክፈል ተባሂሉ ፥ስድራቤት ሳሚኤል ኣብ ትሑት መናብሮ ዝነብሩ ኮይኖም ነዚ መጠን ገንዘብ ክኸፍሉ ዓቅሚ የብለሙን። ስለዚ ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን ከምቲ ኣቦታትና ዝብልዎ 50 ለሚን ንሓደ ሰብ ሰከም ን 50 ሰባት ጨጨኖኦም ከም ዝበሃል ፦ሂወት ሃውናን ወድናን ሳሚኤል ሃይለ ጠዓመ ንምድሓን ኢደይ ኢድካ ንበሃል ሳሚኤል ሓውና/ወድና ብሑሱም ይግረፍን ይቅጥቀጥን ኣሎ ሞ ብስም ማርያም ዓዲዃላ ብስም ልዑል ፈጣሪ ንልምነኩም ኣለና ወደሓንኩም። ንትገብሩልና ሓገዝ ኣቀዲምና ብስም ልዑል ፈጣሪ ነመስግነኩም ።

Organizer

Samuel Mebrahtom
Organizer
England

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee