Uganda7 ሓገዝ ንኣብ ኡጋንዳ ዘለዉ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ!

  • K
  • S
  • M
42 donors
0% complete

kr 15,885 raised of kr18K

Uganda7 ሓገዝ ንኣብ ኡጋንዳ ዘለዉ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ!

ኣብ ኡጋንዳ ቅድሚ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት ሲንየር ሴካፋ ንኤርትራ ወኪሎም ድሕሪ ምስታፎም፣ ኣብ ኡጋንዳ ዝተረፉ ሸውዓተ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዑሶ እግሪ ኤርትራ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ናይ ሓገዝ ጻውዒት ንህዝቢ ምስዳዶም ይፍለጥ ። ንሕና ድማ ብንኽእሎ ዘበለ ኣብ ጎድኖም ምህላውና ንምርግጋጽ ዓቕምና ክንውፍየሎም ነዚ መሐገዚ ኣገባብ ከፊትናዮ ኣለና። ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ክሕግዞም ድማ ንላቦ ።መውሃቢ ገንዘብ ብክሮነር ማለት ናይ ኖርወይ ገንዘብዩ ዘሎ። ሓደ ክሮነር 0.10 ዶላር ይሽረፍ። ስለዚ 100 ክሮነር ምስ ትውፍዩ 10  ዶላር ይኸውን ማለትዩ።

10 kroner ∼ 1 USD
100 Kroner ∼ 10 USD 
1000 Kroner ∼ 100 USD

Organizer

  • Sports
  • Donation protected

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee