- K
- S
- M
ኣብ ኡጋንዳ ቅድሚ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት ሲንየር ሴካፋ ንኤርትራ ወኪሎም ድሕሪ ምስታፎም፣ ኣብ ኡጋንዳ ዝተረፉ ሸውዓተ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዑሶ እግሪ ኤርትራ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ናይ ሓገዝ ጻውዒት ንህዝቢ ምስዳዶም ይፍለጥ ። ንሕና ድማ ብንኽእሎ ዘበለ ኣብ ጎድኖም ምህላውና ንምርግጋጽ ዓቕምና ክንውፍየሎም ነዚ መሐገዚ ኣገባብ ከፊትናዮ ኣለና። ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ክሕግዞም ድማ ንላቦ ።መውሃቢ ገንዘብ ብክሮነር ማለት ናይ ኖርወይ ገንዘብዩ ዘሎ። ሓደ ክሮነር 0.10 ዶላር ይሽረፍ። ስለዚ 100 ክሮነር ምስ ትውፍዩ 10 ዶላር ይኸውን ማለትዩ።
10 kroner ∼ 1 USD
100 Kroner ∼ 10 USD
1000 Kroner ∼ 100 USD
10 kroner ∼ 1 USD
100 Kroner ∼ 10 USD
1000 Kroner ∼ 100 USD
Organizer
Bereket ElHai
Organizer

