
ንነብስሄር ተኽለሃዋርያት ሓጎስ ግደ
Donation protected
ኣቦናን ሓውና ነብስሄር ተኽለሃዋርያት ሓጎስ ግደ ሰነ 01, 2025 ካብ`ዛ ዓለም ብምፍላዩ ዝስማዓና ሓዘን መሪር ኮይኑ፡ ንቀብርን ካልእ ወጻኢታትን ዝውዕል ሓገዝኩም ከይፍለየና ነተሓሳስብ።
ሕሰም ኣይትርከቡ፡
ስድራቤትን ፈተውትን።
Organizer
Lemlem Tesfagabir
Organizer
Seattle, WA