- B
- M
- F
ብዕለት 21-06-2024 ኣብ ከባቢ ገለብ ማርያ ብወዲ ስውእ ወድና ኣቶ ሜሮን ብርሃነ ሚኪኤል ገብረትንሳኤ መበቆል ዓዲ ሓድሽ ዓዲ ሓደግቲ እትምራሕ መኪና ብሓደጋ 4 ሰባት ናይ ሞት ሓደጋ ስለዘጋጠመ ንዕለት 25-09-2024 ናይ 240,000 ናቕፋ ዕዳ ስለዝመጸ ክኽፈሎ ስለዘይክእል ዝተወልደ ዝኮነ ኣካፍሉና ይብሉ ስድራቤት ነፍስሄር ገብረትንሳኤ ተኪኤ።
Donate quickly and easily
Send help right to the people and causes you care about
Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee