Main fundraiser photo

ሓገዝ ንሓውኩም ተስፋልደት ሃብተስላሰ

Donation protected
ሰላምታ ብምቅዳም ከመይ ትኾኑ ኣለኹም፣እምባኣር ኣነ ሓውኩም ተስፋልደት ሃብተስላሰ ዓንደብርሃን ወዲ ሻሸ ዝተባሃልኩ ኣብ ዓዲ ሕሳርየልቦ ደቂ ድግና ዞብ ደቡብ ተወሊደ ኣብ ተሰነይ ዝነብር ኮይነ
ብዓል ሓደርን ኣቦ ቆሉዕን እየ፣ካብ ሃገራዊ ኣገልጉለት ብሕማም ሽኮር ተፋንየ፣
ነብሰይን ስድራይን ኩዳር ሰሪሐ ክኣሊ ጸኒሐ፣ሕጂ ግን ብሃንደበት ክልተ
ኩሊተይ ካብ ስራሕ ወጽኢ ኮይነን ናብ ደገ ከይደ ክሕከም ቦርድ ተባሂለ
ደገ ከይደ ክሕከም ልዕሊ ዓቅመይ ስለ ድኾነኒ ኩሉኹም ዝዓበኩምን ዝነኣስኩምን የሕዋተይን ኣሓተይን
ኤርትራዊን ዕቅምኩም ክትሕግዙኒ እሞ ተሓኪመ ኣቦ ደቀይ ክኸውን
ሓገዝኩም ኣይፈለየኒ ጻማኹም ካብ እግዚኣብሄር ርኸብዎ።

Donate

Donations 

    Donate

    Organizer

    Davit Mengstab
    Organizer
    Viganello, TI

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee