- R
- M
“ምሳይን ክንዳይን”
መንግስቶም ሓደ ካብቶም ንስደትና ዘቅለሉ ናይ ሽመልባ ኣቦታት ኮይኑ በቲ ኣዝዩ ዘደንቅ ፍቅሩን ልግስንኡን ልብና ዝማረኸ ናይ ፍቅሪ ኣቦ እዩ.
መንግስቶም ኣብ ግዚኡ ብዘድልየና ኩሉ ንበረኸት ኮይንና እዩ። ኣብዚ ግዜ እዚ ግን መንግስቶም በዓልቲ ቤቱ ብምኽንያት ተፈንጃሪ ባእታ ብምርጋጽ የማነይቲ እግራ ዝሰኣነት ኮይና ንዘድልያ ምሉእ ሕክምና ወጻኢታት ንኽሽፍኖ ዓቅሚ ስለ ዝሓጸሮ ምሳይን ክንዳይን ኮንኩም ክትሕግዙ ብፍቅሪ ኣምላኽ ይሓትት.
Watch the YouTube video for full story

