
Supporting Tefetawi Talk Show Media
Donation protected
This is Seltene Ghirmai from Tefetawi Talk Show. I am preparing this fundraising to support Tefetawi talk show media to grow and present wider content. This fundraising will help the show to reach out to broader audiences around the globe.
ሰላም ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ተኸታተልቲ መደብ ተፈታዊ ቶክ ሾው። ብመሰረት ጠለብ ህዝቢ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣቱ ሳትላይት እንተ ኣዳሊኻ ክንሕግዘካ ኢና ብዝብል ናትኩም ምትብባዕን ተበግሶን ዘንቀሎ ሓሳብ እንሆ ድሕሪ ብዙሕ ጻዕሪ ናብ ውሽጢ ሃገር ትኣቱ ሳትላይት ኣብ መፈጸምታ በጺሕና ንርከብ። እምበኣርከስ ሳትላይት ዝኣክል ብዓቕሚ ውልቀሰብ ዝሽፈን ወይ ዝከኣል ስለዘይኮነ ካብ ህዝቢ ሓገዝ ክንሓትት ግደታ ስለዝኮነና ነዚ ጎፉንድሚ ኣዳሊና ንርከብ።
ንኹሉ እትገብሩዎ ሓገዝኩም ኣቐዲምና ብልቢ እንዳ ኣመስገና እዛ ሳተልትላይት ንህዝቢ ከተገልግል ጀሚርናያ ዘለና ቀጻልነት መታን ክህልዋ ብ ቐጻሊ ሓገዝኩም ከይፍለያ ውን ብትሕትና ከነዘኻኽረኩም ንፈቱ።
የቐንየልና
ሰልጠነ ግርማይ ተፈታዊ ቶክ ሾው
Organizer
Seltene Haile
Organizer
Indianapolis, IN