- ዮ
- ኣ
- K
Adi-qualan- Kebabian has inviting you to donate on the Ethiopian and Eritrean government have started committing genocide against the people of Tigray.
This fundraising is to aid the people on the brink of famine.
Donate to save the life of millions.
ጻዋዒት ንኣብ ስደት እትነብሩ/ራ ኩሉኹም ደቒ ዓድኻላን ከባቢኣን። ከምዝፍልጥ ኣብዘን ዝሓለፋ ከበድትን መረርትን ኣዋርሕ፡ሓውናን ወገንናን ዝኾነ ህዝቢ ትግራይ ብቡዙሕ ስቓይን መከራን ከምዝሓለፈ፡ ሕጂ እዉን በቲ ዘወረደ ናይ ኩናት ስንብራት በሰልኡ ቐሊል ከምዘይኮነ ዝተረጋገጸ ሓቂ ኾይኑ፡እቲ ዝወረደ ኩሉ ወጸዓ ይሕዋትን ኣሓትን ኣዝዩ ከምዘሕመመና፡ እቲ ዝተገብረ ዓመጽ ፉጹም ንኹንኖ ምንባርናን ምህላውናን፡ በብውልቕና ንእንገበሮ ሓገዝ ይኹን ሰለማዊ ሰልፊ ሕጂ እዉን ንኽንቅጽሎ እና ኣተባባዕና።ኣብ ጎኒ ሓው ህዝቢ ትግራይ ደው ኢልና፡ንኽእሎ ኹሉ ዕቕምና ዝፍቕዶ ዝገበርናዮ ዘኹርዕን ዝሕብንን ኮይኑ፡ሕጂ ድማ ከም መቐጸልትኡ ብሓባር ኮይና ገንዘባዊ ድጋፍ ከነበርክት ስለዝተደልየ ኢደይ ኢድካ ብምባል።ሁጹጽ ሓገዝና ከነበርክት ብትሕትና ንዕድም። ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ትግራይ። ዓድኻላን ከባቢኡን የቐንየልና።

