Main fundraiser photo

Sham Tesfazghi ሻም ተስፋዝጊ

Donation protected
ሰላም ናይ እግዚኣብሄር ምስ ኩሉኹም ይኹን። ንኹሉኹም ቤተሰብን የዕሩኽትን ፈተውትን ስለቲ ሓልዮትኩምን ዝገበርኩምልና ሓገዝን ምትሕብባርን ኣምላኽ ይኽሓስኩም። ኣብ ናይ ሻም ሓውና መሪር ሓዘን ካብ ልብኹም ተሰሚዕኩም ስልኪ ብምድዋልን ምብጻሕን ብጸሎትን ዝደገፍኩምና ሕሰም ኣይትርከቡ፥ ክፉእ ኣይርከብኩም ንብል። ኣምላኽ ንስድራቤት የጸናንዕ።
መዝ 147:3 እግዚኣብሄር ንልቦም እተሰብሩ ይፍውስ፣ ነቚሳሎም ይዘንን።

Donations 

    Organizer

    Ermias Berhe
    Organizer
    Brownsburg, IN

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee