
Gabrazge Araya is asking for help
Donation protected
ሓገዝ
ኣነ ሓውኹም ገብረዝጊ ኣርኣያ ደባስ ዝተባሃልኩ፡መበቆል ዓዲ ካዜን (ንኡስ ዞባ ሰረጀቃ) ባዓልቲ ቤተይ ወዘነት ሰሎሙን ጋል ሻንጋ (በለዛ) ዝኾንኩ ካብ 2017 ጀሚረ ብዘጋጠመኒ ከቢድ ናይ ክልቲኤን ኮላሊተይ ሕማም፡ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻኢ ሃገር ማለት ሱዳን ኢትዮጵያ፡ህንዲ ፡ክሕከም ድሕሪ ምጽነሐይ ቁሩብ እፎይታ ረኪበ ኔረ እንተኾነ ሕጂ ውን ከምቲ ናይ ቀደመይ ካብ ቃንዛን ስቃይን ክዓርፍ ኣይካኣልኩን ሓኻይም እውን ደጊመ ንወጻኢ ከይደ ክሕከም ሓቢሮምኒ ሰለዚ ዝነበርኒ ኩሉ ስለ ዝወዳእኩ ካብ ሃገር ወጽየ ንኽሕከም ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ ሰለ ዝኾነኒ ኩብራት የሕዋተይን ኣሓተይን ፡ፈተውተይን ፡ገበርቲ ሰናይ ፡በብዓቅምኹም ሓገዝኩም ከተብርኩቱለይ ብትሕትና ይለቦ።
ንእትገብሩለይ ሓገዝ ድማ ብልቢ የመስግን፡ እግዚኣብሂውር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
Organizer
ELLLITA MEHARI TEKLEAB
Organizer
Cymru