Main fundraiser photo

ሰናይት ገብርኣብ ጎንጨ

Donation protected
ሰላም ኩቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን: ኩነታት ሰናይት ብቃላት ክትገልጾ ቁሩብ ይኸብድ እዩ: ግን ብሕጽር ዝበለ ህልው ኩነታታን ኩነታት ጥዕና ደቃን ኣብዚ ቪድዬ ቀሪቡ ንረኽቦ እሞ ኩልኹም ገበርቲ ሰናይን ሰብ ንጹህ ሕልናን ነዚ ናይ ሓገዝ መልእኽቲ ናብ ኩሉ ገባር ሰናይ ክባጻሕ እደይ እድካ ክንብሎ ብትሕትና ንሓትት:: ሰናይት ሓብትና ድማ ንዝግበረላ ሓልዬትን ሓገዝን ጾሎትን ኣቀዲማ ብልቢ ተመስግን::

Donations 

  • Fiseha Gebreselassie
    • $100
    • 6 mos
  • Tsehaye Andom
    • $100
    • 6 mos
  • Milash Girmay
    • $200
    • 6 mos
  • Sem Mehari
    • $100
    • 6 mos
  • huruy Keleta
    • $50
    • 6 mos

Organizer

Teklehans Kubrom Tesfaldet
Organizer
Brisbane, QLD

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee