Semere Tadese: Burn Victim

  • A
  • G
690 Spender
0% complete

27.799 $ gesammelt, Spendenziel: 70 Tsd. $ CAD

Semere Tadese: Burn Victim

Spende geschützt
ሓገዝ ንውጹዕ ሓውና ሰመረ ታደሰ (ወዲ ደንጎላ)

ሓውና ሰመረ ታደሰ ብዘጋጠሞ ከቢድ ናይ ሓዊ ሓደጋ ማለት ቓጸሎ፡ ኣብ ኣዝዩ ሓደገኛ ኲነታት'ዩ ዝርከብ። ተወሳኺ ናይ ጥዕንኡ ጸገማቱ፣ ኣርባዕተ ደቚ ሓጋዚ ዘይብሎም ብምዃኖም ኣብ ከቢድ ጭንቐት'ዩ ዝርከብ። ፍትዋት ኣሕዋት/ ኣሓት፣ ነዚ ህይወቱን ህይወት ደቁን ብምስኣን ጥዕናን፡ ጸገማት ናብራን ተሸጊሩ ዝርከቡ ሓውና ሰመረ ታደሰ፣ ኣንኳይ'ዶ ዝሕግዙ ቤተ-ሰብ ኣማኻሪ ስድራ-ቤት'ውን ስለ ዘይብሉ፡ ዓቕምዂም ክትሕግዝዎ ይደሊ ኣሎ'ሞ ኢደይ ኢድካ ንበል። ኣቐዲምና ንእትገብሩልና ሓገዝ ኣዚና ነመስግን።
ባንኪ ኣካውንት- ኢትዮጵያ
ሰመረ ታደሰ…
ኣቢሲንያ ባንክ ኢትዮጵያ
ብቀትታ ክረኽቦ ዝደለየ ሰብ… ብቑጽሪ ስልኪ 00251935655829 ወይ ድማ
00251703056501… ኢልኲም ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢዂም።

Organisator

Biniam Afewerki
Organisator
Calgary, AB

Deine praktische und zuverlässige Anlaufstelle, wenn du Hilfe brauchst

  • Einfach

    Schnell und einfach spenden

  • Effektiv

    Unterstütze Menschen und Zwecke, die dir am Herzen liegen

  • Sicher

    Deine Spende ist durch die Spendengarantie von GoFundMe geschützt