
Saving Amanuel life
Donation protected
Hello friends and family my name is Amanuel, I am a husband and a father a 4 where my youngest is 6 years old. Since the age of 15 I have been struggling with diabetes, my health issues have gotten worse. In 2018 I have learned that I have kidney failure and as time went on the situation has gotten worse where I had to begin dialysis. Now I have reached the point where my only choice is to get a kidney transplant. I am asking if you all would be generous enough to help, my family depends on me and I want to be there to watch my children grow.Finally, my eldest son, Natnael Sbhatu, is collecting all these donations and he has been helping me as my caretaker.
ዝከበርኩም ናይ ርሕቁን ቀረባን ቤተሰብን መሓዙተይን ስመይ ኣማንኤል ይበሃል መራሒ ሰድራን ኣቦ 4 ቆልዑን እየ. እቲ ዝነኣሰ ወደይ ወዲ 6 ዓመት እዩ. ካብ ወዲ 15 ዓመት
ጀሚረ በሕማም ሽኮር ክሳቀ ፀኒሐ ድሕሪ ግዜ ድማ ናይ ጥዕናይ ፀገም እናገደደ ከይዱ ብ 2018 ኮላሊተይ ካብ ጥቅሚ ወፃኢ ከም ዝኮነ ብሕክምና ተነጊሩኒ. ካብ 2019 ክሰካብ ሕጂ ናይ ኩላሊት ሕፅበት ናገበርኩ ፀኒሐ. ሐዚ ግና ብሂወት ንክቅፅል ኮላሊት ምቅያር ኣድላይይ ኮይኑ ተረኪቡ ኮይኑ ግና እቲ ዘድሊ ቅርሺ ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ ሰለ ዝኮነ ናታትኩም ሓገዝ ክሓትት ተገዲደ ኣለኩ. ሰለዚ ዝከበርኩም ኣሓትን መሓዙቱን ትክእልዎ ክትሕግዙኒ ይምሕፀን::ኣብ መወዳእታ ድማ ናትናኤል ስብሃቱ ዝበሃል ቦኽሪ ወደይ ነዚ ኩሉ ናይ ወፌያታት ዝተኣከበ ገንዘብ ይእክቦ ኣሎ ንዓይ ጸግዐይ ኮይኑ ከም ኣላይየይ ኮይኑ ክሕግዘኒ ጸኒሑ ኢዮ ካብኡ ቀጺለ ድማ ብዝሓገዝኩምኒ በብዓቅሙኩም ኣብ መወዳእታ ድማ ስለ ቲ ዝገበርኩምለይ ወፈያታት የመስግነኩም ኣለኹ ኣምላኽ ድማ ዘውጻኹሞ ይተክኣልኩም የሕዋተይ የቀንየለይ።
Organizer and beneficiary
Amanuel Sengal
Organizer
Indianapolis, IN
Natnael Sbhatu
Beneficiary