ህጹጽ ናይ ሂወት ኣድሕን ሓገዝ ኣብ ምድሪ ሲኦል ልብያ ዝሳቀ ዘሎ ዕሸል ወድና ሓውና ዕልዋን ጃበር ወዲ 17 ዓመት ኣብ ባጽዕ ተወሊዱ ዝዓበየ ኮይኑ ኣብኡ የለን ኣድኡ ፎል ሸቅጣ ዝዕበየቶ ወድሓፍቱ ንመምህር ያሲን ባጽዕ ኢዩ ኣድኡ ዋላ ሓደ ዘይብላ ንነብሳ ሓገዝ ትደሊ ኣደ ብምኮና ንኣብ ልብያ ዝሰቀ ዘሎ ንኣስታት 6 ወርሒ ዝቕጥቀጥን ዝሳቀይን ዘሎ ወድናን ሓውናን ካብ ዘልዎ ማሕይር ክነውጽኦ ናይ ኩሉ ሰብኣዊ ሓልዮትን ሕልናን ዘለዎ ገባሪቲ ሰናይ ኤረትራውያን ይምሕጸነኩም
ታሓቲትዎ ዘሎ ብዝሒ ገንዘብ
6500 Dollar
ንዝያዳ ሓብሬታ
መርሃዊት ሃይለ
ተሌ 004796991338
ብቀታ ከራጋግጽ ንዕልዋን ጃብር ክረክቦ ዘድሊ ሰብ ንድሕነቱን ውሕስነት ብመንገዲ nazriet Andebrahan ተሌ 004746726113 ወይ
ተወሳኪ
Facebook Eben Ezer ( ወዲ ኣበበ )
እይደይ ኢድካ ንበለሉ ንንኡስን ዕሸልን መንእሰይ ንምድሓን ዝግበረ ብኣምላክን ረብን ዕጽፊ ርከብዎ ሸር ንበዕላዕ ዓባይ ሓገዝ ኢያ ኩቡራተይ

