
Saleh Omer
Donation protected
Saleh Omer is a remarkable Eritrean musician a devoted father brother and a truly inspiring soul. He is currently in Saudi Arabia in a critical condition and urgently needs of our help and support. While travelling to visit his family his health deteriorated he is unresponsive and in need of urgent medical attention. The family have been quoted £50,000 upfront payment for him to get vital medical care. Evey contribution no matter the size is very much appreciated let's come together to provide the financial support and prayers necessary to help our brother.
-- ሓገዝ -- ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም እትርከቡን እትርከባን ኣሓትን ኣሕዋትን ፈተውትን መሓዙትን ዓቢ ስነ ጥበባዊ ሰላሕ ዑመር ካብ ሎንዶን ናብ ሱዑድ ዓረብያ ስድርኡ ክርኢ ምስገሸ ሃንደበት ዘይተጸበዮ ኣብ ከቢድን ወጽዓን ዝበዘሖ ሕማም ስለ ዝወደቐ አቲ ወሪድዎ ዘሎ ሕማም ድማ ውዓል ሕደር ዝበሃለሉ ስለዘይኮነ ኣብ ሱዑድያ ከኣ ኩሉ ነገር ካብ ኢድካ ስለዝኾነን አቲ ኣደራዕ ድማ ኣብ ልዕሊ ወላዲቱ ዓባይ ሽማግለ ስበይቲ ስለዝወደቐን እቲ ናይ ሕክምና ወጻኢታት ድማ ልዕሊ ዓቕምም ስለዝኾኖምን ንዚ ክቡር ስነ ጥበባዊ ሓውና ሰላሕ ዑመር ኣብ ትሕቲ እግዚኣብሄር ሂወቱ ንምድሓን ኣሎናልካ ክንብሎ ዓዓቕምና ሓገዝና ከነበርክተሉ ብትሕትና ንሓትት ክቡራት ኣሕዋትይን ኣሓተይ ንሕሙም ተስፋን ሞራልን ምሃብ ፍርቂ ሂወት ስለ ዝዘርኣሉ ኩላትና ተስፋን ሞራልን ክንህቦ ንላቦ ኣቕዲምና የቐንየልና ንብል ካብ ሎንደን London
Organizer and beneficiary
Amanuel Tesfay
Organizer
Saleh Omer
Beneficiary