Saba Gebremichael wife of Micheal Aklilu has gone home to be with the Lord. Saba was dearly loved by many and will be missed dearly by her family, friends, and community. Please help support the family in all upcoming expenses with your generous donations. Please also continue to pray for the family and community that has lost such a beautiful person. God bless you!
ሓፍትና ሳባ ገብረሚካኤል በዓልቲ ቤቱ ንምኪኤለ ኣኽሊሉ ብሕማም ምኽንያት ናብ ሕቑፊ ሰማያዊ ኣቦኣ ከይዳ ኣላ። ሳባ ብቤተሰባን፡ ፈተውታን ኣዝያ እተፈትወት ሓፍቲ ኢያ ነይራ። ሕጂ ድማ ንወጻኢታት ቀብሪ ዝኸውን ሓገዝኩም ክትልግሱ ብትሕትና ንሓትት። ንስድራቤታን ፈተውታን ብጸሎት ዘክርዎም።
ሓፍትና ሳባ ገብረሚካኤል በዓልቲ ቤቱ ንምኪኤለ ኣኽሊሉ ብሕማም ምኽንያት ናብ ሕቑፊ ሰማያዊ ኣቦኣ ከይዳ ኣላ። ሳባ ብቤተሰባን፡ ፈተውታን ኣዝያ እተፈትወት ሓፍቲ ኢያ ነይራ። ሕጂ ድማ ንወጻኢታት ቀብሪ ዝኸውን ሓገዝኩም ክትልግሱ ብትሕትና ንሓትት። ንስድራቤታን ፈተውታን ብጸሎት ዘክርዎም።
Organizer and beneficiary
Yohannes Ghebremeskel
Beneficiary