- B
- ተ
ሓገዝ
ዝከበርኩም ኣሕዋተይ ገበርቲ ሰናይ ደቂ አርትራ ኣነ ኣልጋነሽ ገብረመድህን ተወላዲት ማይልሓም መራጉዝ ን/ዞባ እምኒ ሓይሊ ምቅማጠይ ከተማ መንደፈራ ኮይኑ፡ብኣንስተይቲ ተባሂላ ትፍለጥ ካንሰር ዝሳቀ ዘለኩ ተውሳኪ ወደያ ኣብ ስደት ብዘጋጠሞ ናይ ኣእምሮ ጸገም ሕጂ ኣብዚ ምሳይ ተኣላይ ኮይኑ ጸገማተይ ተደራሪቡ ኩሉ ልዕሊ ዓቅመይ ኮይኑኒ እሞ ርድኡኒ ሓግዙኒ ይብል ኣለኩ።
ቁጽሪ ስልኪ 07759484
Dear brothers and sisters, I am Alganeesh Gebremedhin, a native of Maylham Maraguz, Emni Haili Zone, Mendefera town, I am suffering from cancer known as female So I'm saying understand me and help me.
Phone number 07759484


