Foto principal de la recaudación de fondos

RIP Legendary Teklinkiel Gebru

Donación protegida

This Fundraiser is being organized to support the legendary Teklinkiel Gebru (Wedi Gebru)'s family. Wedi Gebru unexpectantly passed away last week due to a sudden illness. An iconic and one of the most gifted singers of Eritrea this is truly a huge loss. This fundraiser is being organized by the North American Eritrean Artists

Haile Gebru

Abdela Abuboker

Hagos Brhane

Tekle Gebremedhn

Sami Brhane

and All North American Eritrean Artists to support the family of the late and great Wedi Gebru during this difficult time especially his young children.


ALL Funds will be sent directly to Wedi Gebru's family in Eritrea. Any contribution is greatly appreciated.


በሃር ተክልንክኤል ገብሩ (ወዲ ገብሩ) ። ኣብ ታሪኽ ሙዚቃ ኤርትራ ናይ ገዛእ ርእሱ ጉሉሕ ማሕተም ዘንበረ: ዕምቆትን ትሕዝቶን ግጥሚ ዜማኡን: ኣጸዋውን ቅዲ ጣዕምን ቅላጼን ፍሉይ መለለይ ብቕዓት ዝውንን ነባሪ ሰነድ ቅርሲ ኤርትራ ዩ።

ኣርካን ወዲ ገብሩ ካብ ዝፍልም ኣትሒዙ ደፋርን ሓቀኛን ኪነጥበባዊ ኔሩ። ባህላውን ያታውን ብሃገራዊ ወኒ ተላዒሉ 'ክንዮ ቲ ጎቦ ክንዩ ቲ ሩባ ኦ ናሃለ ሩባ ዓንሰብ' : 'ኣንቲ ሰማያዊ ኣብ ደገ ትሓድሪ ከም ኣራዊት' :

'ብቶኮር ሓሊፋ ሻሽ ተዓሚማ ኢሎማ': ብዝብል ሓያል መልእክቲ ንመግዛእቲ ዝብድህ ንህዝቢ ዘበራብር ዕዮ ጀምሮ። ክንዮእዚ ድማ ብኣኻል ናብ ቃልሲ ተሳቲፉ በቲ ሓደ ብረት በቲ ሓደ ክራሩ ጸይሩ ኣብ ምንቅቓሕ ህዝብን ተጋደልትን ብልዑል ሃገራዊ ወኒ መዘና ኣልቦ ሓያል ዝኾነ ስርሓት ዓየየ። ናብ ስደት ብምምራሕ ድማ ከም 'ወሮጦ' ዝኣመሰለ ሓያለ ፍርያት ስነጥበብ ኣበርከተ። ኣብ 1986 ናብ ሜዳ ብኣካል ተመሊሱ ዕዙዝ ኣበርክቶ ወፈየ። ድሕሪ ናጽነት ካብ ስደት ጠቅሊሉ ምስ ተመለሰ ድማ 'ነጋዶ ክልተ ካብ ሚእቲ መኽሰብ ኣይኣኽልዶ' ዝብል መኻርን ኣንፋትን ዘጠቃለለ ግዜ ዘየህስሶ ነባሪ ሞያዉ ጥበብ ከም 'ንኹሉ እንቛዕ ኣርከብኩሉ'

ኣብ መወዳእታ ድማ 'ዘብ ዘብ' እትብል ድንቂ ዝኾነት ናይ ፈነወ ሓያል ደርፊ ኣቅሪቡልና ።

በሃር ተኽልንኽኤል ገብሩ (ወዲ ገብሩ) ብሃንደበት ሞት ዘይተርፍ ዕጫ ወዲ ሰብ ሓሊፉሎ ። ክብርቲ በዓልቲ ቤቱን ዓቕሚ ኣዳም ዘይበጽሑ ንኣሽቱ ደቁን ናይ ምእላይ ሓላፍነት ናይ ኩሉ ህዝብ ኤርትራ ኢዩ።

ነዚ ናይ ጎ ፋንድ ከፊትና ኢደይ ኢድካ ብምባል ብሃንደበት ዝሓደጎም ውሉዱ ከምቲ ናቱ ክኾኑልና ፍቅርን ሓልዮትን ብምርኣይ ብዓቕምና እጃምና ነበርክት።

Donar

Donaciones 

    Donar

    Organizador

    Eritrean Artists NA
    Organizador
    Silver Spring, MD

    Un sitio fácil, eficaz y de confianza donde encontrar ayuda

    • Fácil

      Dona de forma rápida y sencilla

    • Eficaz

      Envía ayuda a la gente y las causas que te importan

    • Confiable

      Tus donaciones están protegidas por la Garantía de donaciones de GoFundMe