Main fundraiser photo

RAISE FUNERAL EXPENSES

Donation protected

_______ሓገዝ/ደበስ____

ብሞት ኣዚና እነፍቅራ ኣዴና ኣመተሚካኤል ተኽለሚካኤል ልጃም[በዓልቲ-ቤቱ ንነፍስ-ሄር ዘርኣይ ቀሺ ጽገ ባህታ]መሪር ሓዘን እናተሰመዓና:ብዝሓደራ ሕማም ኣብ ሕክምና ክትመላለስ ድሕሪ ምጽናሕ ብዕለት 04/29/2025 ኣብ ከተማ Portland,Oregon ዓሪፋ.ከምቲ ኩሉ ግዜ እንገብሮ መስደዲ ሬሳ ንዓዲ ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንሓትት.

ንእትገብሩልና ምትሕብባር ኣቀዲምና ብስም ምሉእ ስድራ ቤት ካብ ልቢ ነመስግን የቀንየልና.ሕሰም ኣይትርከቡ!!.


ዝያዳ ሓበሬታ ምስ እትደልዪ

1■ገ/ብርሃን ዘርኣይ ቀሺ ጽገ [ቴለ# 7077086766]

2■ናዝሬት ዘርኣይ ቀሺ ጽገ[ቴለ#7075404060

●● ስርዓተ ፍትሓት ዝግበረሉ ዕለት 05/10/2025 ሰዓት 10 ቅ/ቀትሪ ኣብ እንዳ ገብርኤል ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ፓርላንድ ኦሬገን[st,Gabriel Eritrean tewahdo orthodox church Portland Oregon]

ኣድራሻ▪︎▪︎304 NE 80th Ave

Portland, OR 97213

Organizer and beneficiary

ኣስገዶም ጀርመን
Organizer
Oregon, OR
… …
Beneficiary

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee