ካብ ካንሰር ክገላገል ሓጉዝኒ

ካብ ካንሰር ክገላገል ሓጉዝኒ campaign photo, 1 of 5ካብ ካንሰር ክገላገል ሓጉዝኒ campaign photo, 1 of 5
ካብ ካንሰር ክገላገል ሓጉዝኒ campaign photo, 2 of 5

  • Profile photo of Afomia Tsegai
22 donors
ካብ ካንሰር ክገላገል ሓጉዝኒ campaign photo, 4 of 5
Fundraiser’s main image
0% complete

kr 31,798 raised of kr 450K SEK

ካብ ካንሰር ክገላገል ሓጉዝኒ

ካብ ካንሰር ክገላገል ሓጉዝኒ

0% complete

kr 31,798 raised of kr 450K SEK

22 donations
Donation protected

ብመጀመርታ ሰላምታይ የቀድም::ብምቅጻል ,ኣነ ሓፍትኹ ኣበባ ገብረሚካኤል (ጋል ባሻይ) ዝተባሃልኩ ምቅማጠይ ዕዳጋ ሓሙስ ኮይኑ ካንሰር ካብ ዝሕዘኒ 6 ዓመተ ኰይኑ ኣሎ.

ኣብ ኣስመራ ሰምበል ተወሊደ ዓብየ:: ካብ 1992 ኣትሒዘ ከኣ ኣብ መባእታ ቤት-ትሞህርታት ስመጃና (መደረ)(1992-2000),ግንቦት 24 ጐዳይፍ (2000-2005),ኣስሙድ ዕዳጋ ሓሙስ(2005-2019) ሚሂረ::

ሕጂ ኣብ ቱርኪ ብሓገዝ ቤተሰበይ,መሓዙተይ,መታዓቢተይን ክሕከም ጸኒሐ::ካብ ዝነበርክዎ ከኣ ተማሓይሸ ኔረ:: እንተኾነ ግን ሕጂ ካንሰር ተመሊሱ ክምዕብል ስለ ዝጀመረ ሽግረይ ሪኢኩም ክትሕግዙኒ ይላበወኩሞ::

whatsupp +90 544 684 46 70

and messenger Abeba Gebremikael ኢልኩ ክድዉሉለይ ትክእሉ ኢዅሞ::

ሓፍትኹሞ ኣበባ ገብረሚካኤል(ጋል ባሻይ)

Donate

Organizer

Nahom Habtemariam
Organizer
Vårby, AB, Sweden
  • Medical
  • Donation protected

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee