- T
- B
- E

ህጹጽ ሓገዝ ን ኮኾብ ተስፋልደት Kokob Tesfaldet
0% complete
kr 25,956 raised of kr 50K SEK
494 donations
Acute lymphocytic leukemia (ALL) ዝበሃል መንዝሮ ሒዙኒ.
ኣነ ኮኾብ ተስፋልደት ፡ ዝተባሃልኹ መበቖል ዓዲ - ዓዲ ማዕቀባይ፡ ንኡስ ዞባ ፡ ማይምነ. ኣደይ ገነት ገብረማርያም መቦቆል ዓዲ- ዓዲ ተስፋልዑል ንኡስ ዞባ ዓረዛ ኮይነ፣ ኣባል 29 ዙርያ ኣብ ትሕቲ መንግስታዊ ትካል ዘርእን ጥሪትን ሓልሓለ ፣ ክሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ብዕለት 20/08/2021 Acute lymphocytic leukemia (ALL) ዝበሃል ናይ ደም ካንሰር ከምዘለኒ ተሓቢርኒ። ኣብ ትሕቲ ሕክምና ኤርትራ፡ ምክታል ክግበረለይ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ልዕሊ ዓቕሞም ስለ ዝኮነት፣ ኣብ ወጻኢ ሃገር ከይደ ክሕከም ሪፈር ተባሂለ.።
ኣብ ሓጺር ግዜ ናብ ሓደገኛ ምዕባሌ ስለ ዝሰገረት፣ ብህጹጽ ሓገዝ ስድራ-ቤተይ ኣብ ሃገር ቱርኪ ድሮ 1 ወርሒ ገይረ ይሕከም ኣሎኹ። ሕማመይ ክትፍወስ ከምትኽልእን፣ ን 6 ወርሒ ዝኣክል ግዜ ከምትወስድን ተሓቢሩኒ ኣሎ። እንተኮነ ኣብዚ ግዜዚ ንስድራ ቤተይ ውን ልዕሊ ዓቅሞም ኮይኑ። ክሳብ ሕጂ ኣዚዩ ብዙሕ ወጻኢታት ድሮ ኣውጺ ኦም ኣለዉ።
ነዛ ክትፍወስ ትኽእል ሕማመይ፣ ግን ከኣ ንስድራቤተይ ልዕሊ ዓቕሞም ዝኮኖም ወጻ ኢታታ ክትተሓባቡሩኒ ብትሕትና ይሓትት።
በብዓቕምኹም፣ ዝካኣልኩም ክትታሕባበሩኒ ብትሓትና ይሓትት።
ሓገዝኩም ኣይፈለየኒ፣ ንትገብሉይ ምትሕብባር ኣቀዲመ የመስግን፣
ጥዕናይ ናብ ንቡር ተመሊሱ፣ ዘመስግነሉ ግዜ ይፍጠረለይ።
ጻማኹም ብፈጣሪ ርኽብዎ!
ምስ ሰናይ ሰላምታ፣
ሓውኹም ኮኾብ ተስፋልደት
ንዝያዳ ሕቶን ሓቤረታን
ዳኒኤል ጎይቶኦም ሽወደን ( ተለ. +46 73-6300019)
Paypal [email redacted]
ፍትዊ ርእሶም ሽዊድን (ተሌ. +46 70-634 77 90)
ለገሰ ፍሳሃየ በልጁም (ተሌ +32 467 73 64 66)
ሃይለ ተስፈይ ጀርመን. (ተሌ +49 1521 4986439)
ዳኒኤል ጎይቶኦም ሽወደን ( ተለ. +46 73-6300019)
Paypal [email redacted]
ፍትዊ ርእሶም ሽዊድን (ተሌ. +46 70-634 77 90)
ለገሰ ፍሳሃየ በልጁም (ተሌ +32 467 73 64 66)
ሃይለ ተስፈይ ጀርመን. (ተሌ +49 1521 4986439)
