ህጹጽ ሓገዝ ን ኮኾብ ተስፋልደት Kokob Tesfaldet

ህጹጽ ሓገዝ ን ኮኾብ ተስፋልደት Kokob Tesfaldet campaign photo, 1 of 2ህጹጽ ሓገዝ ን ኮኾብ ተስፋልደት Kokob Tesfaldet campaign photo, 1 of 2

  • T
  • B
  • E
494 donors
Fundraiser’s main image
0% complete

kr 25,956 raised of kr 50K SEK

‌

ህጹጽ ሓገዝ ን ኮኾብ ተስፋልደት Kokob Tesfaldet

ህጹጽ ሓገዝ ን ኮኾብ ተስፋልደት Kokob Tesfaldet

0% complete

kr 25,956 raised of kr 50K SEK

494 donations
Acute lymphocytic leukemia (ALL) ዝበሃል መንዝሮ ሒዙኒ.
ኣነ ኮኾብ ተስፋልደት ፡ ዝተባሃልኹ መበቖል ዓዲ - ዓዲ ማዕቀባይ፡ ንኡስ ዞባ ፡ ማይምነ.  ኣደይ ገነት ገብረማርያም መቦቆል ዓዲ- ዓዲ ተስፋልዑል ንኡስ ዞባ ዓረዛ ኮይነ፣ ኣባል 29 ዙርያ  ኣብ ትሕቲ መንግስታዊ ትካል ዘርእን ጥሪትን  ሓልሓለ ፣ ክሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ብዕለት 20/08/2021 Acute lymphocytic leukemia (ALL) ዝበሃል ናይ ደም ካንሰር ከምዘለኒ ተሓቢርኒ። ኣብ ትሕቲ ሕክምና ኤርትራ፡ ምክታል ክግበረለይ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ልዕሊ ዓቕሞም ስለ ዝኮነት፣ ኣብ ወጻኢ ሃገር ከይደ ክሕከም ሪፈር ተባሂለ.።
 
ኣብ ሓጺር ግዜ ናብ ሓደገኛ ምዕባሌ ስለ ዝሰገረት፣ ብህጹጽ ሓገዝ ስድራ-ቤተይ ኣብ ሃገር ቱርኪ ድሮ 1 ወርሒ ገይረ ይሕከም ኣሎኹ። ሕማመይ ክትፍወስ ከምትኽልእን፣ ን 6 ወርሒ ዝኣክል ግዜ ከምትወስድን ተሓቢሩኒ ኣሎ። እንተኮነ  ኣብዚ ግዜዚ ንስድራ ቤተይ  ውን ልዕሊ ዓቅሞም ኮይኑ። ክሳብ ሕጂ ኣዚዩ ብዙሕ ወጻኢታት ድሮ ኣውጺ ኦም ኣለዉ።
 
ነዛ ክትፍወስ ትኽእል ሕማመይ፣ ግን ከኣ ንስድራቤተይ ልዕሊ ዓቕሞም ዝኮኖም ወጻ ኢታታ ክትተሓባቡሩኒ ብትሕትና ይሓትት።
በብዓቕምኹም፣ ዝካኣልኩም ክትታሕባበሩኒ ብትሓትና ይሓትት።
 
ሓገዝኩም ኣይፈለየኒ፣ ንትገብሉይ ምትሕብባር ኣቀዲመ የመስግን፣
ጥዕናይ ናብ ንቡር ተመሊሱ፣ ዘመስግነሉ ግዜ ይፍጠረለይ።
ጻማኹም ብፈጣሪ ርኽብዎ!
 
ምስ ሰናይ ሰላምታ፣
ሓውኹም ኮኾብ ተስፋልደት

ንዝያዳ ሕቶን ሓቤረታን
ዳኒኤል ጎይቶኦም ሽወደን ( ተለ. +46 73-6300019)
Paypal  [email redacted]

ፍትዊ ርእሶም ሽዊድን (ተሌ. +46 70-634 77 90)
ለገሰ ፍሳሃየ በልጁም (ተሌ +32 467 73 64 66)
ሃይለ ተስፈይ ጀርመን. (ተሌ +49 1521 4986439)

 

 

 GoFundMe Giving Guarantee

This fundraiser mentions donating through another platform, but please know that only donations made on GoFundMe are protected by the GoFundMe Giving Guarantee.

‌
‌‌
‌
‌‌
‌
‌‌
‌
‌‌
‌
‌‌

Organizer

Daniel Goitom
Organizer
Johanneshov
  • Medical
  • Donation protected

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee