
Donation protected
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ኤርትራውያን ኣቦታተይ ኣዴታተይ ኣሕዋተይን ኣሓተይን ከመይ ትኾኑ ኣለኹኩም:: ብምቅጻል ድማ እቲ ኣብ ዓለም ዝኸብረ ህያብ እግዝኣብሄር ዝኾነ ጥዕና ኢዮ እሞ ወነንቲ ሙሉእ ጥዕና ክትኮኑ በዓል ሙሉእ ተስፋ እየ:: ካብዚ ብምቅጻል ኣነ ሓዉኹም ዳዊት ተኽለማርያም ገብረማርያም ዝተባሃልኩ ተቀማጢ ኣስመራ ጸሎት፡ትውልዲ ዓደይ ድማ ዛውል ንኡስ ዞባ ድባርዋ ዝኾንኩ ብምኽንያት ውሽጣዊ ሕማም ናይ ጸላም ከብዲ ጸገም ስለዝገበርኩ፡ከም ሳዕቤኑ ድማ ብሚኒስትሪ ጥዕና ኣብ ወጻኢ ሃገር ከይደ መጥባሕቲ ክገብር ተፈቂድኒ ንሕክምና ንኢትዮጵያ ክሕከም መጽእየ ክንሰይ ኣብ ኢትዮጵያ ካኣ ካብ ዓቅምና ንልዓሊ እዮ እንተ ኪእካ ኣብ ኤውሮጳ ወይ ኣመሪካ ከይድካ ክትሕከም ትከል ኢኻ ስለ ዝበሉኒ ንዓይ ድማ ኩሉ ነገር ካብ ዓቅመይ ንልዓሊ ስለ ዝኾነ ፡ኩቡራት ኣሕዋት ኣነ ድማ ነዚ ክሕግዘኒ ዝኽእል ቤተስብ ውን ስለዘይብለይ ኩላትኩም ኣብ መላእ ዓለም እትነብሩ ኤርትራውያን የሕዋተይ ዓዓቅሙኩም ክትሕጉዙኒ ብትሕትና ይሓትት።ንእትገብሩለይ ሓገዝኩምን ሞራልኩምን ጸሎትኩምን ድማ ካብ እግዛኣብሄር ኣምላኽ ርከብዎ::
ቴለ፡00251901990646 ዳዊት ተክለማርያም
ሰላምን ጥዕናን ኣሳልጦን ይምነ ::
Organizer
Samuel Andemeskel
Organizer
England