- A
- Z
# #ሓውና #ዓዓቕምና #ንሓግዞ
#ሸር ድማ #ኣይንረስዕ።
ሰላም ዝኸበርኩም ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ኤርትራውያን ኣሕዋትን/ኣሓትን ፈተውትን ኣኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን ክህልወኩም እንዳ ተመነኹ፡፡ኣነ ቢንያም ዑቑበ ተስፋስላሰ ዝተባሃልኩ በዓል ሓዳርን ኣቦ 6 ቆልዑን ተወሊደ ዝዓበኹሉ ዓዲ - ዓዲ ንፋስ ዞባ ማእከል ኮይኑ ኣባል 5ይ ዙርያ ፖሊስ ኮይነ ሃገረይ እናኣገልገልኩ ብዘይተጸበኽዎ ሕማም 2 ኮላሊተይ ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይኑ። ብሕክምና ኣብ ሱዳን (ካርቱም) ብናታትኩም ሓገዝ ክሕከም ጸኒሐን ኣለኹን፡፡ እንተኾነ ምስ ህልው ኩነታት ናይ ሱዳን መሕጸቢ ተጸጊመ ልዕሊ ዓቅመይ ስለዝኾነኒ ማለት ኣብ ሰሙን 2 ግዜ እንዳተመላለስኩ ንኽሕጸብ (Dialysis) ፥ ወጻኢታት ክኽእሎ ሰለዘይከኣልኩ መሕጻብ ደው ክነብሎ ኢና ይብሉኒ ኣለዉ። ሂወተይ ድማ ኣብ ሓደጋ ሞት ትርከብ። ስለዚ ክቡራት ፈተውትን ኣሕዋትን ዓዓቅምኹም ክትሕግዙኒ ሂወተይ ከተድሕንዋ ብትሕትና እልምነኩም፡፡
ንእትገብሩለይ ሓገዝ ኣቀዲመ የመስግን
የቐኔለይ!