- T
- B
- T
መርድእሓውናን ብጽይናን ኣቶ ነጋሽ ዑቕባዝጊ ሓዉ ንኣቶ ፍሰሃየ ዑቕባዝጊ ካብ ስያትል ናብ ኤርትራ ኣብ ዝገሸሉ ናብ ሰኑይ 15 የካቲት 2021 ዘውግሕ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።
ነፍስሄር ነጋሽ በዓል ሓዳርን ኣቦ 3 ውላድን ነይሩ። በዚ ኣጋጣሚ ንምሉኣት ስድራ-ቤቱ ጽንዓት ብተወሳኺ እቲ ልሙድ ናይ ደበስ ሓገዝና በቲ ብስም ኣቶ
ፍሰሃየ ዝኽፈት ናይ ጎፋንድ ሚ (Gofund me) ሕሳብከነመሓላልፍንኽእል።
ሕሰምኣይትርከቡ
ስድራ-ቤት
Organizer and beneficiary
Agazit Ocbazgi
Beneficiary

