
Mr..Negash Ogbazghi Death
Donation protected

ሓውናን ብጽይናን ኣቶ ነጋሽ ዑቕባዝጊ ሓዉ ንኣቶ ፍሰሃየ ዑቕባዝጊ ካብ ስያትል ናብ ኤርትራ ኣብ ዝገሸሉ ናብ ሰኑይ 15 የካቲት 2021 ዘውግሕ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።
ነፍስሄር ነጋሽ በዓል ሓዳርን ኣቦ 3 ውላድን ነይሩ። በዚ ኣጋጣሚ ንምሉኣት ስድራ-ቤቱ ጽንዓት ብተወሳኺ እቲ ልሙድ ናይ ደበስ ሓገዝና በቲ ብስም ኣቶ
ፍሰሃየ ዝኽፈት ናይ ጎፋንድ ሚ (Gofund me) ሕሳብከነመሓላልፍንኽእል።
ሕሰምኣይትርከቡ
ስድራ-ቤት
Organizer and beneficiary
Zerai Mahangel
Organizer
Lynnwood, WA
Agazit Ocbazgi
Beneficiary