kidney transplant زراعة كلى للاخ صلاح عثمان
Donation protected
،Dear All,
I am collecting a Fund on behalf of Mr. Salah Osman Iman Who has kidney failure as a result of COVID 19 , He got infected with COVID-19 one year ago and for this whole year he was living on dialysis but unfortunately, His condition got worse , so his family decided to go for kidney transplantation, And they are kindly asking for your donation so that they can save his life.
Thank you for your contribution.
وَمَنْ أَحْيَاهَا فَكَأَنَّمَا أَحْيَا النَّاسَ جَمِيعاً
زراعة كلي : اخواني واخواتي هذا الشاب اصابه فشل كلوي منذ فترة بسبب الكرونا والان بحاجة عاجلة لزرع كلية له كما طلب الاطباء ، والا فحياته في خطر ، المطلوب منا المساهمة بأي مبلغ كان ، لان العملية مكلفة جداً عليه وعلى اسرته ، وبارك الله فيكم جميعًا.
ሓገዝ ❗❗
ሰላም ወሰናይ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም እትርከቡ ኤርትራዉያን ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ብቀዳምነት ኣብ ሕይወትኩም ምሉእ ጥዕና ይምነየልኩም፡ ብምቅጻል ድማ ኣብ ስራሕኩምን መዓልታዊ ምንቅስቃሳትኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነ፡፡ ካብዚ ብምቅጻል ኣነ ሓዉኹም ሰላሕ ዑስማን ኤማን ዝተባሃልኩ፡ ወዲ ዞባ ዓንሰባ፡ ዝተወለድኩሉ ዓዲ ድማ ሓጋዝ እዩ፡፡ ኣነ ሓዉኹም ብናይ ኩሊት ሕማም ይሳቀ ስለዘለኹ፡ ወጻኢታት ሕክምና ድማ ልዕሊ ዓቅመይ ስለዝኾነኒ፡ በጃኹም ገበርቲ ሰናይ ኣሕዋተይን ኣሓተይን ዓዓቅሙኹም ሓግዙኒ ህይወተይ ንምድሓን ርድኡኒ፡ ብእትገብሩለይ ምትሕብባር ኣቀዲመ የመስግነኩም። ኣምላኽ ዘዉጻእኩሞ ይተከኣልኩም። እቶም ብገንዘብ ክትሕግዙኒ ዘይከኣልኩም ድማ ብሞራልን ጸሎትን ክትድግፉኒ፡ ከምኡ'ዉን፡ Share ክትብሉለይ ይምሕጸን። ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም

Organizer
Alamin Ahmed Salih
Organizer
Potsdam, Brandenburg