- B
- M
ሰላም ኣምላኽ ንዓኹም ይኹን ሓውኹም ናትናኤል ኢየ
ሎሚ ኣብ ቅድሜኹም ዘሎኹ ጸገም ናይ ጥዕና
ካብ 2013_2025 ከጋጥመኒ ጸኒሑን ኣሎን።
ኣብ 2013 ቤንቲ ሽተ ኢሉ ዝጀመረሚ 3መጥባሕቲ ድሕሪ ምግባር ኣብ 2018 ዓይነቱ ቀይሩ Hernia ወጺኡኒ ኣብ 2021 ድማ Hernia Repair መጥባሕቲ ገይረ ብድምር 5ግዜ ሕጂ ድማ ዳግማይ hernia ኣሳቅያትኒ ነዝዒ ደምን ምልሕላሕ ጅማውትን ብፍሉይ ስቃይ ይገብረለይ ኣሎ ሕጂ ድማ ብሕታዊ ኣማራጺ
ኣብ ናይ ግሊ ሕክምና ንምሕካም ስለ ዝወሰንኩ
ብዓቅምኹም ክትሕግዙኒ ይላቦ ናይ ቀረባ መቅርብ
ቤተሰብ ኣብ ጥቃይ ብዘይ ምህላው ባዕለይ ክሓተኩም
ብምውሳነይ ምስ ብዙሕ ይቅሬታ ንሎሚ ግን ሰብ ኩኑኒ


