ሓገዝ ንሓውና ኣንገሶም for Bone marrow transplantation
Angesom Teame has been diagnosed with a blood cancer before 6 months and has gotten all the treatment of cancer in Denmark but unfortunately his bonemarrow is decreased it's function due to the side effect of the treatment ( chemotherapy) as well as the disease. The hospital in Denmark has done everything to Angesom but now it's beyond their afford to treat Angesom because they couldn't find a transplant that matches to Angesom in the world wide bonemarrow association. They have searched for 4 months but it has not succeed.
Now they told Angesom to find the matches on his way that means from the private world hospitals. As we have searched these hospitals theire cost is very expensive. It's around 300.000 US dollars. And Angesom can't afford it. So please we can help Angesom in order to cure his diseases.
ሓውና ኣንገሶም ጠዓመ ቅድሚ 6 ወርሒ ናይ ደም መንሽሮ ከምዘለዎ ተረጋጊጹ፡ ኩሉ ሕክምና መንሽሮ ኣብ ዴንማርክ ረኺቡ እዩ ግን ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ኣንጉዕ ዓጽሙ ብሰንኪ ጎናዊ ሳዕቤን ናይቲ መድሃንት( chemotherapy) ከምኡ ውን ናይቲ ሕማም ተዳኽሙ ይርከብ። ኣብ ዴንማርክ ዝርከብ ሆስፒታል ንኣንገሶም ኩሉ ሕክምናዊ ሓገዝ ብነጻ ገይርሉ'ዩ። ሕጂ ግን ንኣንገሶም ንምሕካም ልዕሊ ዓቕሞም ኮይኑ ኣሎ ምኽንያቱ ኣብ ዓለም ለኻዊ ማሕበር ኣንጉዕ ዓጽሚ ምስ ኣንገሶም ዝሰማማዕ ክረኽብሉ ኣይክኣሉን። ኣስታት 4 ወርሒ ፈቲሾም ግን ኣይተዓወተን።
ሕጂ ንኣንገሶም ሓውና ብመንገዱ ኣብ ናይ ውልቃውያን ኤውሮጳውያን ሆስፖታላት ማለት ካብ ናይ ብሕቲ ሆስፒታላት ዓለም ደልዩ ክሕከም ሓገዝ ንሓቲት ኣሎና። ዋጋ እዘን ሆስፒታላት ዝሓትኦ ዋጋ ኣዝዩ ክቡር እዩ። ከባቢ 300.000 ዶላር ኣሜሪካ እዩ። ንኣንገሶም ክኣ ልዕሊ ዓቕሚ'ዩ ።ስለዚ በጃኹም ንመንእሰይ ሓውና ኣንገሶም ሕማሙ ንክፍውስ እደይ እድካ እልና ንሓግዞ።ኣብዘን ኣብታሕቲ ዘለዋ ተለፎናት ብምድዋልን ገንዘባዊ ሓገዝኩም ከተበርክቱልና ብትሕትና ንሓትት፡ ንእትገብሩልና ደገፍን ሸርን ምትሕብባርን ኣቀዲምና ነመስግን፡
ነቶም ብ Gofundme ክትሕጉዝና ዘይክኣልኩም በዞም ወክላት ኣብ ታሕቲ ጠቕስናዮም ዘለና ጌርኩም ሓገዝኩም ክተበርክቱልና ብትሕትና ንሓቲት።
ወኪላት፥
Denmark Yowhans +4560906863
Israel ተስፉ 00972535489838
Germany ተድሮስ 004915211448601
ዓወት 004915213248296
Englad ተክሉ 00447309209909
Luxemburg ኪዳነ +352 691 902 634
Holland በራኪ 00310684759241
Swizerland ተስፋማርያም 0041783214131
Shweden ፊልሞን
0046760952158
Italien ሃብቶም
00393927661568
በልጁም ምኪኤል 0032465197677