Main fundraiser photo

ኣነ ቅሳነት ፍሰሃየ እሰጢፋኖሰ ይብሃል፡ ዝዓበኹሉ ሰምበል ኣስመራ ኮይኑ ጓል 23 እየ። አቦይ

Donation protected
አነ ቅሳነት ፍሰሃየ እሰጢፎነሰ ይብሃል ዝዓበኹሉ አስመራ ጓል 23 አቦይ ፍሳሃየ እሰጢፎነሰ ኽልተ ኹላሊቱ ፊል ገይሩ ኽልተ ዓይኑ ሲኢኑ አብ ብጣዕሚ ሕማቅ ኹነታትት ይርኸብ አነ ጥራሕ እየ ጓሉ ንልዕል 7 ዓመት ገይረ አቦይ ኸላዓል ትምህርተይ አቆሪፀ ኸብ ኤራትራ ናብ አዲሰ አበ ባ መፂኢ አብ ሕኽምና ይርኸብ አብ ሰሙን 3ግዜ ንልዕሊዳይለሰሰት ይገብር 18000 ሺሕ ብር እናኸፈለ ይሕኸም ነይሩ ሕዝግን ብጣዕሚ አብ ችግር ይርኽብ አቦይ ኽትሕግዙለይ ብትሕትና ይላበኹሙ
Donate

Donations 

    Donate

    Organiser

    ቅሳነት ፍሳሃየ
    Organiser
    County Kildare

    Your easy, powerful and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help directly to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee