Milion Sultan Tesfay

38 donors
0% complete

$5,705 raised of $25K

Milion Sultan Tesfay

Donation protected
ሓዘን እዳተሰመዓና እዩ ነዚ መልእኽቲ ንካፈል ዘለና። ክቡር ሚልዮን ስልጣን ተስፋይ ብዕለት 17 ሚያዝያ 2026 ካብዚ ዓለም ተፈልዩና። ሚልዮን ብዕለት 01 ጥሪ 1992 ኣብ ጸሮና ዝተወልደ ኮይኑ፣ ኣብ መሪላንድ ኣመሪካ ይነብር ነይሩ። ብልባዊ ሓልዮቱ፣ ትሕትናኡ፣ ሕያውነቱን ፍቕሩን ብብዙሓት ሰባት ዝተፈተወ ሰብ ነይሩ።

ምሕላፉ ንስድራኡ፣ ንፈተውቱን ንዝፈልጥዎ ኩሎምን ዓብዪ ጓሂ ኣምጺኡ ኣሎ። ኣብዚ ናይ ሓዘን እዋን፣ ስድራኡ ናይ ቀብሪ ወጻኢታት፣ ናይ መጓዓዝያ ወጻኢታት፣ ከምኡውን ካልእ ኣገዳሲ ወጻኢታት ብዙሕ ጽዕነት ከም ዝከውን ርዱእዩ ። ስለዚ እዚ ናይ ደገፍ ክንገብረሎም ንሓትት፣ ካብ ልቢ ዝወጸ ሓገዝኩም ንስድራኡ ኣብዚ ከቢድ እዋን ብዙሕ ሓገዝን ምጽንናዕን እዩ።

እትገብርዎ ዝኾነ ይኹን ደገፍ፣ ዓቢ ይኹን ንእሽቶ፣ ንስድራ ሚልዮን ኣዝዩ ሓጋዚ እዩ። ብገንዘብ ምሕጋዝ እንተዘይከኣልኩም፣ እዚ መልእኽቲ ንኻልኦት ብምክፋል እውን ብርቱዕ ሓገዝ ትገብሩ ኢኹም። ብስም ስድራኡ፣ ንኹሉ እትገብርዎ ሓገዝኩም እዳመስገና ብጸሎትን ምጽንናዕን ኣብጎኖም ዝቖሙን ካብ ልቢ ነመስግን::

Organizer

Lewam Tesfay
Organizer
Baltimore, MD

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee