
Memher Ishak Mehreteab, Fund for Funeral Service
Donation protected
እዚ ዝዋጻእ ዘሎ ገንዝብ ፡ ወጻእታት ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ነፍስ-ሄር መምህር ኢሳቕ ምሕረተኣብ ዝኸውን ኢዩ። ንዅሉ እትገብርዎ ንዋታውን ሞራላውን ደገፍኩም ድማ ኣዚና ነመስግን ። ሕሰም ኣይትርከቡ ።
Organizer
Yemane Michael
Organizer
New Westminster, BC